Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ሓሙሽተ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎምን ሓሙሽተ ዕጡቓት ድማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ብኻሊእ መዳይ ድማ ጃል ያዴሳ ንዝተብሃለ ኣባል ኦነግ ሸኔ ብባንኪ ኣቢሉ ክለኣኽ ዝነበረ 122 ሺሕን…

ንኹሉ ዝሓቁፍ ሃገራዊ ዘተ ንምግባር ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሮ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማይንድ ኢትዮጵያ ዝተባህለ እኩብ ሸውዓተ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ንኹሉ ዝሓቁፍ ሃገራዊ ዘተ ንምግባር ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ኣባል ማይንድ ኢትዮጵያን ኣካቢ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣይተ…

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 135 ሓደሽቲ ከተማታትን ጣቢያታትን ገጠርን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 135 ሓደሽቲ ከተማታትን ጣቢያታትን ገጠርን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ተበፅሕነት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንምርግጋፅ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 142…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝሃነፆም ኣቢያተ ትምህርቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝሃነፆም ክልተ ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው ሓዊሱ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ…

ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ንዕዉትነት ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ንዕዉትነት ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ተበርኪቱሎም። ኣይተ ተወልደ፥ ብግሩፕ ንግዲ ኤኢን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ዝተዳለወ ስነስርዓት ተረኺቦም ሽልማቶም…

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ሄንሪታ ፎር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ)ሄንሪታ ፎር ጋር ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸል መተሓባበሪ ሰብኣዊ…

ልዕሊ ብር 71 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን እታወታት ሕክምናን ናብ ትግራይ ተላኢኾም ይከፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኤጀንሲተዛቱን ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይን ምስ ሰብኣዊን ኣጋራት ልምዓትን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝን መሊስካ ምጥያሽን እናሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዘሎ ሕብረተሰብ ቅድሚ ኩሉ ድሕንነቱን ጥዕናኡን…

ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ተመረቕቲ ተምሃሩኡ 20ን 21 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኲሓ ካምፓስ ተቐቢሉ ከምዘምህር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ተመረቕቲ ተምሃሩኡ 20ን 21 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኲሓ ካምፓስ ተቐቢሉ ከምዘምህር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ገብረእየሱስ ብርሃነ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥…

ተወሰኽቲ ተወሰኽቲ 292 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 653 ድማ ሒሹዎም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 292 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 132 ሺሕን 326 ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…

ዩንቨርስቲ ኣኽሱም 20ን 21ን ጥሪን ንተመረቕቲ ተምሃሮ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ኩይሐ ብምቕባል ከምዘምህር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣኽሱም 20ን 21ን ጥሪን ንተመረቕቲ ተምሃሮ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ኩይሐ ብምቅባል ከምዘምህር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ፕሮፌሰር ገብረእየሱስ ብርሃነ፥  ኣብ ትግራይ ይውሰድ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ከይደ…