Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥማዕ ደም ካብ ሞንጎ ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ተረኺቡዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 11 ክሳብ 17 ለካቲት ካብ ሞንጎ ጥማዕ ደም ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ከምዝተረኸቦም ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥራሕ 79 ሰባት ብምኽንያት እቲ ቫይረስ…
ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብን መሳርሒታት ኲናትን አናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 3 ሺሕ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብን መሳርሒታት ኲናትን አናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውሎም ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ።
ምክትል ኮሚሽነር እቲ ክልል ቱት ኮር ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ተጠርጠርቲ…
አምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ አምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ እንግሊዝ ጀምስ ዱድሪጅ ተዛቲዮም።
ኣብዘተኦም ድማ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ከምኡ እውን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሓሳብ ተለዋዊጦም።
ኣብ…
300 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)300 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ተወካሊ ዳይረክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…
ዳያስፖራታት ተወለድቲ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክድግፉ ይግባእ-ዶክተር ሙሉ ነጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)''ዳያስፖራታት ተወለድቲ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክድግፉ ይግባእ'' ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣብቲ ክልል ዝተገበረ ተልእኾ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሐ…
ኢትዮጵያ ኣለዉ ኣብ ዝበሃሉ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣድላዪ ምፅራይ ክትገብር ኢያ-ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣለዉ ኣብ ዝበሃሉ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣድላዪ ምፅራይ ክትገብር ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ መበል 46 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰል ውድብ…
ኣብ ከተማ መቐለ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተመሊሱ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተመሊሱ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ።
ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተፀጊኑ ናብ ኣገልግሎት ንኽበቅዕ ተገይሩ ኢዩ።
ካብ 9 ለካቲት ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ተቛሪፁ…
መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ክሳበ ሕዚ ን3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ምክፍፋሉ ኣፍሊጡ።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡
ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብቲ ክልል ካብ ውሽጢ ዝርከባ…
መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደልዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 20 ሚሊየንን ክል ኣምቡላንሰን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደልዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 20 ሚሊየንን ክል ኣምቡላንሰን ሓገዝ ገይሩ።
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣብ ዘካየዶ መበል 225 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኢዩ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ክፋላት…
ን135 ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ኣትዮም ከይዲ ሰብኣዊ ሓገዝን ንኽፅብፅቡን ክሕግዙን ፍቓድ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ዘመልከቱን ዓለም ለኸ መለክዒ ዘማልኡን 11 ዓለም ለኸ ኣባላት ሚዲያ ዝርከቡዎም ን135 ዓለም ለኸ ትካላትን ሰራሕተኛታትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣትዮም ከይዲ ሰብኣዊ ሓገዝን ንኽፅብፅቡን ክሕግዙን ፍቓድ…