Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 01ጥር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዑደት ገይሮም።
እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓ፥ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ጉምቢ ቦርዶዴ ብመስኖ ዝለምዐ…
ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ፥ ፕ/ር ሂሩት ንኮሚሽነር ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሕብረት ኣፍሪካ ብሕፁይነት ምቕራበን ደገፎም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ንኮሚሽነት ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሕብረት ኣፍሪካ ብሕፁይነት ምቕራበን ደገፎም ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ፥ ፕሮፌሰር…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሓሶት ሰነድ ንምድላው እንትውዕሉ ዝነበሩ ቲተራትን ኮምፒውተራትን ምስ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብናይ ሓሶት መግንሒ ፍቓድ ዝገንሕ ካብ ዝነበረ ኣሽከርካሪ ብምብጋስ ብዝተገበረ ወፍሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሓሶት ሰነድ ንምድላው እንትውዕሉ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ቲተራትን ኮምፒውተራትን ምስ ሓሙሽተ…
ባይቶ ክልል ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ።
ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ጁል ናንጋል፥ እቲ ህፁፅ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ሓደ መዓልቲ ፃንሒት በዝሒ ኣባላት እቲ እርከን ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ረቂቕ…
ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣጅማ ጫጫ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣጅማ ጫጫ ብዕሊ ተጀሚሩ።
ነቲ ፕሮጀከት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገርን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ብዕሊ ኣጀሚረምዎ።
እቲ…
270 ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ህፃናት ሓዊሲ 270 ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
337 ዜጋታት አወን ካብ ሪያድ ከምዝተመለሱ ካብ…
ዋና መራሒ ጥፍኣት እቲ ጁንታ ስብሓት ነጋ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስትራቴጂስት ጥፍኣትን ዋና መራሒ እቲ ጁንታን ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ።
ኣብ ሃገርና ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ሰትራተጂ ምትርማስ ዝመርሐን ስትራቴጂ ዝሓንፀፀን…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ካብ ወለድ ናፃ ዝኾነ 200 ሚሊየን ዶላር ልቓሕ ሓዊሱ ስምምዓትን ረቂቕ ኣዋጃትን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 94 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ብቐዳምነት ኣብ መማሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ኢትዮጵያ…
ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀት ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ቡሬ 96 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀት ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ቡሬ 96 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ቡሬ፥ ኣብ መቀነባበሪ ኢንዱስትሪ ስጋ፣ ኣትክልቲን ፍረምረን፣ ኣእኻል ዘይቲ፣ መዓርን ውፅኢታት ፀባን ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ንምቕባል…
ጎንፂ መተከል ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንምትእጉጓል ዝዓለመ ከምዝኾነ ብምግንዛብ ንመፍትሒኡ ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ጉባኤ ትካላት ሃማኖት ሃይማኖትን ጥምረት መማኸርቲ ዓበይቲ ዓዲን ምስ ዓበይቲ ዓዲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተዛቲዮም፡፡
ተወካሊ እቶም ሽማግለታት ሻለቃ ሃይለ ገብረስላሰ፥ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዓሸራ ኢትዮጵያውያን ዝዓረፈሉ…