Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 297 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 157 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 297 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 125 ሺሕን 919…
ቦርድ መረፃ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዘውፀኦ መምርሒ ርእይቶ ህዝቢ ንምቕባል ፃውዒት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዝግበር 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝህሉ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዘውፀኦ መምርሒ ርእይቶ ህዝቢ ንምቕባል ፃውዒት ገይሩ።
ቀንዲ ዕላማ እቲ መምርሒ ኣብ ከይዲ እዋን መረፃ ዝርገሐ…
ንሰብ ሞያታት ሕክምና ስፔሻሊቲ ስልጠና ንመሃብ ዘኽእል ፈተና ምዘና ብቕዓት ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሞያታት ሕክምና ስፔሻሊቲ ስልጠና ንመሃብ ዘኽእል ፈተና ምዘና ብቕዓት እናተውሃበ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
እቲ ፈተና 4 ሺሕን 800 ሰብ ሞያታት ሕክምና ቀዳማይ ዲግሪ ኣብ 22 ማእኸላት እናተውሃበ ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣተሓባባሪ…
እናተኸለሰ ኣብ ዘሎ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘተኮረ ምስ ተፀዋዕቲ ኣመራርሓታት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኸለሰ ኣብ ዘሎ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘተኮረ ምስ ተፀዋዕቲ ኣመራርሓታት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ፖሊሲ ናብ ኣመራርሓታትን ሓፈሻዊ ፈፀምቲን ተፀዋዕቲ ትካላት ክወርድ ንምግባር ዝዓለመ ዘተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ኣብ ከይዲ…
ነብርቲ ከተማ ሻምቡን ወረዳ ሆሮን ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወለጋ ነብርቲ ከተማ ሻምቡን ወረዳ ሆሮን ንኦነግ ሸኔ ብሰላማዊ ሰልፊ ኮኒኖም።
እቶም ሰልፈኛታት “ንልምዓት ማሕለኻ ዝኾነ ኦነግ ሸኔ ብምቅላዕ ሰላምና ክነረጋግፅ ኢና” ኢሎም፡፡
ኦነግ ሸኔ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ዞባ ብተደጋጋሚ…
መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ቀፃልነት ዘለዎ ዕቤት ትካላት ፋይናንስ ዘካተተን ፅሬት ዘለዎ ለውጢ ምጣነ ሃፍቲን ዓምዲ ዘሓዘ ኢዩ – ዶክተር ፍፁም…
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ቀፃልነት ዘለዎ ዕቤት ትካላት ፋይናንስ፣ ፅሬት ዘለዎ ለውጢ ምጣነ ሃፍቲ፣ ዓቕሚ ህንፀት ቴክኖሎጂን ዲጂታል ኢኮኖሚን ዘካተተ ዓምዲ ዘሓዘ ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን።
እተን ኮሚሽነር ኣብ…
ኣብ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ሓሊፉ፡፡
እቲ ሓደጋ ለይቲ 10 ሰዓት 48 ሰባት ፅዒና ናብ መንፈሳዊ ጉዕዞ ካብ ደምበጫ ናብ ላሊበላ እናተጉዓዘት ዝነበረት ኮድ 3 ዝኾነት ቅጥቅጥ ኣይሱዚ መመላለሲት ህዝቢ መኪና ኣብ ከተማ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ግልጋሎትን ጉድለት ኣጠቓቕማን ጉድኣት ዝበፅሖም ድልድላት ፅገና ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ግልጋሎትን ጉድለት ኣጠቓቕማን ጉድኣት ዝበፅሖም ድልድላት ፅገና እናገበረሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ቤት ዕዮ እቲ በዓ መዚ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ካባቢታት እታ ከተማ ዝርከቡ ድልድላትን ሓገዝቲ ህንፀታትን መጠን…
ንመፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣሰላ ተርባይን ምስ ዘቕርብ ሰይሜንስ ጋሜሳ ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንመፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣሰላ ተርባይን ምስ ዘቕርብ ሰይሜንስ ጋሜሳ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
100 ሜጋ ዋት ሓይሊ ከፈልፍል ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ምስ ዝግበረሉ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣሰላ፥ ኣብ ሞንጎ ኣዳማን ኣሰላን ዝርከብ…
መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ኣብ ምቅላስን ኣብ ህንፀት በስነ ምግባርን ግደኦም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ኣብ ምቅላስን ኣብ ህንፀት በስነ ምግባርን ግደኦም ንኽዋፅኡ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ፀዊዑ።
እቲ ኮሚሽን “ስነ-ምግባር ኣብ ምህናፅን ግዕዝይና ኣብ ምቅላስን መራኸብቲ ሓፋሽ ዘለዎም ግደ” ብዝብል…