Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሲዳንን ግብፂን ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ብኣተሓባባራይነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን እቲ ቢሮን ደቡብ ኣፍሪካ ዝተፀውዐ…

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ መንግስታዊ መሓውር ዳግም ይጣየሸ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ መንግስታዊ መሓወር ዳግም ናይ ምጥያሽን ዝዓነወ መሰረተ ልምዓት ናብ ዝነበሮ ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ግዝያዊ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሚልዮን ኣብርሃ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሚሊዮን ንጋዜጣ ወጋሕታ ከምዝገለፅዎ፥…

ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ምስ ተቛራፂ ሲ ሲ ኢ ሲ ሲ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ምስ ተቛራፂ ሲ ሲ ኢ ሲ ሲ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት መስመር ባቡር ኣብ ኣዋሽ መስ ዝርከብ ዴፖ መፃረዪ ነዳዲ ዘራኽብ እንትኸውን፥ ንኣገልግሎ መፅዓኒን መራገፈን  ዘድሊዩ ህንፀት…

ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ 87 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ 87 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 32 ደቂ ኣኒስቲዮ ከመዝኾና ተገሊፁ። ኣብዛ ሃገር ንምምሕያሽ ጥዕና ማሕበረሰብ ዓሊሙ መነግስቲ ንዝገብሮ ዘሎ መርምራብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ብምዃን ፈላማይ ኣገልግሎት ፅዕነት ስምምዕነት ትግበራ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ  ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ብምዃን ፈላማይ ኣገልግሎት ፅዕነት ስምምዕነት ትግበራ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ  ኣጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር ምስ ዲ ኤች ኤልን ትሬድ ግሩፕ ኤሌክትሮኒክ ኣፍሪካን ብምዃን ኢዩ  ፈለማ ግልጋሎት ፅዕነት…

ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ  ዩንቨርስቲ መቐለ ክምረቑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ  ዩንቨርስቲ መቐለ 30 ታሕሳስን 1 ጥሪን 2013 ዓ.ም ሪፖርት ብምግባር ትምህርቲ ንክጅምሩ ተወሲኑ። ተምሃሮ ሕክምና ድማ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ዓይደር ከምዝኣትዉ ተገሊፁ። የሳይንስና ከፍተኛ ትምህርት…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ታሕሳስ፣ 2013  ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስጉምቲ ዝወሰደሎም ኣባላት ጉጅለ ህወሓት ዕላዊ ገይሩ። መከላኸሊ ሃገር ናይ ማይካድራ ጭፍጨፋ ዝመርሐ ኮነሬል የማነ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ስጉምቲ ዝተወሰዶም አመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ። ካብ…

ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ጁንታ ህወሓት ኣብ ዝውዝዖም ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ብምዃን ኣብ ናይ ሓሶት ፀብፃብ ተፀሚደን ከምዝነበራ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ጁንታ ህወሓት ኣብ ዝውዝዖም ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ብምዃን ኣብ ናይ ሓሶት ፀብፃብ ተፀሚደን ከምዝነበራ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ…

ብዙሓት ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ጁንታ ከምዝተማረኹን ከምዝተደምሰሱን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23  ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ጁንታ ከምዝተማረኹን ከምዝተደምሰሱን ተገሊፁ። እቶም ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ከምዝተማረኹን ከምዝተደምሰሱን ሓላፊ መምርሒ ምውፋር ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብርጋዴር ጄኔራል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ንግዲ ኣህጉራዊ ቀጠና ኣፍሪካ ናብ ስራሕ ብምእታዉ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ንግዲ ኣህጉራዊ ቀጠና ኣፍሪካ ናብ ስራሕ ብምእታዉ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም። እዚ ድማ ኣእሞሮ እታ ኣህጉር ንሓሳብ፣ ዕዳጋኣ ድማ ንንግዲ ክፍቲ ዝኾኑሉ ቀጠናዊ ውህደት ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ…