Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ “ሰንደቕ ዕላማና ንሰላምና፣ ሕብረትናን ሃገራዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ መዓልቲ 2 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ተኸቢሩ።
እቲ በዓል በቢዓመቱ ዝተፈላለዩ መሪሕ ቃላት እናተመረፀሉ፥ ብፌዴራል፣…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ንኣካላት ፀፅታ፣ ድሕንነትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣2 ጥቅምት፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀልን ኢሬቻን ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ፀፅታ፣ ድሕንነትን መዳርግቲ ኣካላትን ፍሉይ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ኣካይዱ።
እቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ፓርክ ሕውነት ትማሊ ኢዩ ተሳሊጡ።
በዓል…
ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ኣባጅፋር እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባቀብላ ገይረሙሎም።…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 866 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 383 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 866 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 84 ሺሕን 295…
ኣብ ክልል ዓፋር ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ብምሕባእ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ሓቢኦም ረኺበዮም ዝበሎም ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝሓዞም ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር ዓብደላ ሑመድ፥ እቶም ውለቀሰባት ትማሊ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ፍተሸ ክተሓዙ…
ባይቶ ክልል ሲዳማ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም ብር 10 ነጥቢ 7 ቢሊየን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ክልል ሲዳማ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም እቲ ክልል ብር 10 ነጥቢ 7 ቢሊየን ንኽኸውን ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።
ባይቶ ክልል ሲዳማ፥ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናሳለጠ…
ክሳብ ዝቕፅ ረቡዕ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ኬሚካል ዝነፅጋ 5 ኣውሮፕላናት ካብ ወፃኢ ንምእታው ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተራኢዩ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ኬሚካል ዝነፅጋ ሓሙሽተ ኣውሮፕላናት ክሳብ ዝቕፅ ረቡዕ ካብ ወፃኢ ንምእታው ፃዕሪ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ።
ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥ ኣብዚ ሕዚ…
ዘፈር ሕርሻ ብቴክኖሎጂ ንምዝማን ከምዝስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ኣብ ዝሕግዙ ቀረባት ቴክኖሎጂ፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ምትእስሳር ዕዳጋን ፋይናንስ ክላስተርን ትኹረት ከምዝግበር ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳታት ዶዶታን ሄጦሳን…
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ።
እቲ ወፍሪ ፅርየት ንጎሆ ሰዓት 12:30 ዝተሳለጠ እንትኸዉን፥ "ዝተሃነፀት እንበር ዝፈረሰት ሃገር ንትውልዲ ኣይነርክብን" ዝብል መሪሕ…
ፓርክ እንጠጦ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ስነስርዓት ምረቓ ፓርክ እንጠጦ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
“ሸገርን ማስዋብ” ናይ ዝበሃል ፕሮጀክት ሓደ ኣካል ዝኾነ ፓርክ እንጦጦ፥ ሃገራዊ ስያመታትን መሀደስቲ ዓውዲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ ፓርክ…