Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብያተ ትምህርቲ ንምኽፋት ኣብ ዘኽእል ውሳነ ሓሳብ ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብያተ ትምህርቲ ንምኽፋት ኣብ ዘኽእል ውሳነ ሓሳብ ዘተ ይግበር ኣሎ።
ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳመራ ንምኽባር ዘኽእል ስራሕቲ ፅርየት መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳመራ ንምኽባር ዘኽእል ስራሕቲ ፅርየት መስቀል ኣደባባይ ብምትሕብባር ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ስራሕቲ ፅርየት ኣቦታት ሃይማኖት ሓዊሱ ካብ ኩሎም ሃይማኖታት ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣…
ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምስላጥ ዘኽእሉ ንዋታት ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምግዛእ ድልዊ ከምዝገበረ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምስላጥ ዘኽእሉ ንዋታት ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምግዛእ ናብ ውሽጢ ዓዲ ኣእቲዩ ድልዊ ከምዝገበረ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ወርሒ መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ምግጣሙ ስዒቡ ሻድሻይ ሃገራዊ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 661 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 551 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 661 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ውሽጢ ገዛ ተኸዚኑ ዝነበረ ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየንን ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ውሽጢ ገዛ ተኸዚኑ ዝነበረ ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየንን ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብን ተታሒዙ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እታ ከተማ ኣይተ ቀነኒሳ ዳዲ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ ቅዋማት ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ ቅዋማት ስምምዕነት ከምዝተፈራረሙ ተገሊፁ።
እቶም ፓርቲታት፥ ን10 ኣዋርሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም እናተዛተዩ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ 10 ነጥቢታት ምስምዕመዖም ተገሊፁ።…
ኣብ ትግራይ ቋንቋ ግእዝ ብስሩዕ መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ቋንቋ ግእዝ ብስሩዕ መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ንመሃብ ዘኽእል ምድላው ምግባሩ ቢሮ ትምህርቲን ትግራይን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ኣፍሊጦም።
ዋና ዳይሬክተር ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዶክተር ዳንኤል ተኹሉ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ…
ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማን ኣብ እዋናዊ፣ ሃገራዊን ከተማ ተንከፍ ጉዳያትን ኣድሂቦም ካብ ዓሰርቲአን ክፍለ ከተማታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም።…
ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ጊንጪ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ጊንጪ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ላርሰን ኤንድ ቱርቦ ብዝተብሃለ ኩባኒያ ህንዲ ዝተሃነፀ ባዓል 230/15 ኪሎ ቮልትጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ጊንጪ ንኣገልግሎት ድልዊ ኮይኑ ኣሎ።…
ዶክተር ቴድሮስና ኣድሓኖም ካብ ሞንጎ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ዓለም ሓደ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያዊ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስና ኣድሓኖም ኣብ ታይም መፅሄት 2020 ካብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ሰባት ዓለም ሓደ ኮይኖም።
ትውልደ ኢትዮጵያዊያን ዝኾኑ ድምፃዊ ኣቤል ተስፋየ (ዘ ዊክንድ)ን ሰኣሊት ጆሊ…