Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ ሰረት ብልፅግና ናይ ምንባር ስራሕ ኣብ 2013 ዓ.ም ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰረት ብልፅግና ናይ ምንባር ስራሕ ኣብ 2013 ዓ.ም ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፓርቲ ብልፅግና ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ 2012 ዓ.ም ህልውና እዛ ሃገር…
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ።
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቱ፥ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ “እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት…
ኣብ ብርክት ዝበላ ንትግራይ ዘዋስና ወረዳታት ዝፍልፈል ዘሎ ኣንበጣ በረኻ ብዝተዋደደ ሓይሊ ይውቃዕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብርክት ዝበላ ንትግራይ ዘዋስና ወረዳታት ኣንበጣ በረኻ እንዳተፈልፈለ እንትኸውን ብዝተዋደደ ሓይሊ ይውቃዕ ከምዘሎ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ብሄራዊ ክላዊ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ።
እቲ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ጥፋእ ልዑል ምትሕብባር ስለዝሓትት…
ትእምት 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ብውህብቶ ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ብ1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዝተዓደጉ ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ኣብ 12 ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ንዝርከባ ኣብያተ መፃሕፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣበርኪታ።
እቶም መፃሕፍቲ ብቋንቋ ትግርኛን ኣምሓርኛን ዝተሰናድኡ ቁፅሮም…
ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም።
በዓል ሃፍቲ ኣይተ ደስታ በርሀ ከምዝበልዎ፥ ምትሕግጋዝን ምድግጋፍን ልሙድ ባህሊና እኳ እንተኾነ ብፍላይ ሎሚ ዘበን ብምኽኒያት…
ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት ምረቓ ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን…
ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 916 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 5፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 15 ሺሕን 561 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 916 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 61 ሺሕን 700…
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስል ጀኔራላትን ንዘሓለፉ ክልተ ሰሙናት ከካይዱዎ ዝፀንሑ…
ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት ክትትል ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ዝገብሩ ዘለዉ ዜጋታት ወፃኢኦም ብመንግስቲ ክሽፈን ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት ክትትል ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት እናገብሩ ዝርከቡ ዜጋታት ዓመት ሙሉእ ወፃኢኦም ብመንግስቲ ከምዝሽፈን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ምክትል ከንቲባ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላቦራቶሪታት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን ከምዝካየድ ኢንስቲትት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቶም ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 150…