Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ዝምስክሩ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣቕሪቡ ጭብጢ ኣመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ዝምስክሩ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣቕሪቡ ጭብጢ ኣመዝጊቡ።
እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ቀቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ኣራዳ ታረኛ መጋባእያ ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ቅድሚ ሕዚ ቤት…
ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ብዘይካ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
ኣብ ዕዳጋ ዓለም ዝህሉ ዋጋ ነዳዲ መበገሲ ብምግባር ከከምኣድላይነቱ መስተኻኸሊ ክግበር ከምዝኽእል እውን ተገሊፁ።…
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ፍሉይ ዞባ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኣይተ ተወልደ ገብረፃዲቕ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓታት ህወሓት ካብ ማእሰርቲ ብዋሕስ ተፊሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ፍሉይ ዞባ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኣይተ ተወልደ ገብረፃዲቕ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓታት ህወሓት ካብ ማእሰርቲ ብዋሕስ ተፊሖም።
እቶም ተጠርጠርቲ፥ ምስ ቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ተተሓሒዙ ከምኡ እውን ሓበሬታ…
ኣብ ሊባኖስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ 18 ሰባት ሓዊሱ 90 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ 18 ሰባት ሓዊሱ 90 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ኢትዮጵያ ኣብ ሊባኖስ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ፥ ኣብ ክልተ ኣቢያተ ማእሰርቲ ሊኖስ ተኣሲሮም ዝነበሩ 19…
ንስድራ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ተግባር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንስድራ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ዝኸውን ሓገዝ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምትእኽኻብ ተጀሚሩ።
ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓን ዝነበረ እንትኸውን፥ ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም ካንሰር ደም ኣብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታልን እስፔሻላይዝድ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 9 ሰባት ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ እንትኾኑ 16 ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 364 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 9 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
መርሃ ግብሪ ልምዓት መንበሪ ኣባቲ 20/80ን 40/60ን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ልምዓት መንበሪ ኣባቲ 20/80ን 40/60ን ከምዝቕፅልን ዓቕሚ ዘለዎም ሰባት ድማ ብማህበር ተወዲቦም ገዛ ክሃንፁ ዝደልዩ ተመዝገብቲ ብናፃ ሊዝ መሬት ከምዝሀዋቦምን ቢሮ ንምዓት ገዛውቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊት እቲ…
ዓውዲ ግብርና ንምቕያር ግደ ምህዞ ዘፈር ውልቀ ኣድላዪ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓውዲ ግብርና ኢትዮጵያ ንምቕያር ግደ ምህዞ ዘፈር ውልቀ ኣድላዪ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ኣብ ኢኮኖሚ መሓውራዊ ለውጢ ንምምፃእ ይስርሐሉ ካብ ዘሎ ሓደ ዓውዲ ግብርና ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ 60 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረሰ ኮሮና ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት በይነ መንግስታት ልምዓት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) 60 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረሰ ኮሮና ሓገዝ ገይሩ።
እተን ሃገራት ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግብረኦ ምንቅስቓስ ንምሕጋዝ ዝውዕል…
ኣብ ልዕሊ ኣይተ ልደቱ ክሲ ክሳብ ዝምስረት መርማሪ ፖሊስ ንክወሃቦ ዝሓተቶ ተወሳኺ ጊዜ ቤት ፍርዲ ውድቂ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መርማሪ ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ከካይዶ ዝፀንሐ ምርመራ ምዝዛሙ ብምግላፅ ዓቃቤ ሕጊ ክሲ ክሳብ ዝምስርት ተወሳኺ 14 መዓልቲ ይወሃበኒ ከብል ንቤት ፍርዲ ዝሓተተ እንትኸውን፥ ቤት ፍርዲ እቲ ሕቶ ኣግባብነት የብሉን ክብል ውድቂ ገይሩ።…