Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ብምምካት ድሕንነት ህዝቢን ሉኣላዊነት ሃገርን ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ ይዋፃእ ኣሎ – ሚኒስቴር ምክልኻል…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ህወሓት ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ብምምካትን ብምፍሻልን ድሕንነት ህዝቢን ሉኣላዊነት ሃገርን ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ እናተዋፅአ ምዃኑ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሓይሊ ዕጡቕ ህወሓት ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል መኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ በዝዓባ ዘሎ እዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣቐባሊ ቃል፥ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ። እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ መበል 21 ህፁፅ ፍሉይ ኣኼቡኡ፥ መንግስቲ ሰላምን ህልውናን ሃገር፣ ምርግጋፅ ድሕንነት ዜጋታትን ሃገር ናብ ሁከትን…

ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያ፣ ደቡብ፣ ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ተስፋ ብምቑራፅ ኣብ ቀፅሪ ሰራዊት…

መበል 22 ጉባኤ ዘፈር ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መበል 22 ጉባኤ ዘፈር ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዘፈር ጥዕኛ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ከምዝግምገሙን ቀፃሊ ኣንፈት ከምዝቕመጥን ተገሊፁ። ኣብ ዘፈር ጥና ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ዘመዝገቡ ትካላትን ሰብ ሞያ…

ሕብረተሰብ ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ፀገም ፀፅታ እንትዕዘብ ሓበሬታ ክህበሎም ዝኽእል ቁፅሪታት ስልኪ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ሕብረተሰብ ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ፀገም ፀፅታ እንትዕዘብ ሓበሬታ ክህበሎም ዝኽእል ቁፅሪታት ስልኪ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ ንክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ 0118578503 ክፍለ ከተማ ኮልፌ 0118578508…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ዕዳጋ ኣዋሬ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ከባቢ ዕዳጋ ኣዋሬ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ለይቲ ከባቢ 10 ዝተልዓለ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ፥ ብምትሕብባር ሰብ ሞያታት ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ባርዕ ሓዊን ኣዲስ ኣበባን፣…

ህወሓት ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ቀፅሪ ሰራዊት ምክልኻል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህወሓት ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ቀፅሪ ሰራዊት ምክልኻል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ ናውቲ እዚ ሰሜን ንምውራር ምፍታኑ እውን ገሊፆም።…

መጠን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና እናሰፍሐ ይኹን እምበር ሰባት መከለኸሊ መገዲታት እናተግበሩ ኣይኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መጠን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና እናሰፍሐ ይኹን እምበር ሰባት መከለኸሊ መገዲታት እቲ ቫይረስ ብግቡእ እናተግበሩ ከምዘይኮኑ ቢሮ ጥዕና ክልላት ኦሮሚያን ደቡብን ኣፍሊጦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮሮፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ቢሮ ጥዕና  ክልል ኦሮሚያ…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት ዝፈተፀመ መጥቃዕቲ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት ዝፈተፀመ መጥቃዕቲ ኮኒኖም። ኣብ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፁሃን ዜጋታት ምቕታሎም ይፍለጥ። እቶም ኣቦ መንበር እውን ነቲ መጥቃዕቲ…