Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኮኒነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኮኒነን። ዓሌትን ሃይማኖትን ንፖለቲካ ረብሓ ክውዕሉ እንትግበር፣ ሰላማዊ ዜጋታት ብዘስካሕኽሕ ኩነታት እንትቕተሉ፣ እንትመዛበሉን…

ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፍፀም መጥቃዕቲ ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፍፀም መጥቃዕቲ ኮኒና። ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥…

ሚኒስቴር ሰላም ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር “ሃይማኖታዊ እሴታትና ዋሕስ ሓድነትናን ሰላምናን ኢዮም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብመደረ ዝኸፈተ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ሃይላይ ብርሃኔ፥ ኩሎም…

ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እቶም ኣቦ መንበር፥ ዑደቶም ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ…

ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ 1 ነጥቢ 5 ንዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ዘፈር ኮንስትራክሽን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ተተሊሙ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ 1 ነጥቢ 5 ንዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ዘፈር ኮንስትራክሽን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከምዝተተሊለመ ሚኒስተር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፍሊጡ። ኣብ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመትን ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመትን ዘፈር…

ባይቶ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣብ ዞባ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምጀኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣብ ዞባ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ጣቢያ ዋጋ ቃንቃ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝበፅሐ መስካሕኽሒ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ መሰል ገበን ብተደጋጋሚ እናተፈፀመ ህይወት ንፁሃን ሰባት እናቐጠፈ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 359 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 926 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 359 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 96 ሺሕን 942…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰባት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ጣቢያ ዋጋ ቃንቃ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ መሪር ሓዘን ከምዝተሰመዖ ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ከምዝገለፆ፥ ተመሳሰልቲ ገበናት ብተደጋጋሚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ማንነት መሰረት ገይሩ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣዝዮም ከምዝሓዘኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ማንነት መሰረት ገይሩ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣዝዮም ከምዝሓዘኑ ገሊፆም። ፀላእቲ ኢትዮጵያ፤ “ወይ ንሕና ክንገዝእ ኢና፤ ወይ ሃገር ኣይትነብርን” ኢሎም ተላዒሎም ኢዮም። ነዚውን ናይ ጥፍኣት ዓቕሞም…

ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ሻድሻይ ዓመት መበል ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ኣኼባ ዝተጓደሉ ኣከብቲ ቋሚ ኮሚቴታት…