Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝህልዎ ፅዕንቶን ሜላታት ምክልኻልን ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝህልዎ ፅዕንቶን ሜላታት ምክልኻልን ብዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ።
ነቶም ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክሊ ሃገራዊ ምርጫ ምዝታይ፣ ኣብ ከይዲ እቲ ምርጫ ዘለዎም እታዎትን ርእይቶን…
ሚኒስቴር ሰላም ዘዳለዎ ሕብረተሰባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ዘዳለዎ ሕብረተሰባዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ኣለማየሁ እጅጉ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ለውጢ ምክንኻንን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምብፃሕን ናይ ኩሉ ሰብ ታሪኻዊ ሓላፍነት ኢዩ ኢሎም።…
ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ቀወምቲ መልእኽተኛታት ሕብረት ኣውሮፓ ጀርመንን ፈረንሳይን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ብራሰልስ ሂሩት ዘመነ ምስ ቀወምቲ መልእኽተኛታት ሕብረት ኣውሮፓ ጀርመንን ፈረንሳይን ተዛቲየን።
እተን ኣምባሳደር ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ዝገበርኡ ዘተ፥ ርክብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት…
መበል 25 ዓመት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምኽኒያት ብምግባር ፈነወ ጊዜ ኣፋን ኦሮሞ ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 25 ዓመት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምኽኒያት ብምግባር ፈነወ ጊዜ ኣፋን ኦሮሞ ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፥ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ቅድሚ 25 ዓመት…
ሓሙሽተ ኩባንያታት መልማዕቲ ሪል ስቴታት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ኩፐን ድራር ዓዲገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ሓሙሽተ ኩባንያታት መልማዕቲ ሪል ስቴታት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ኩፐን ድራር ዓዲገን።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ዝገበርዎ መህነፂ ስፍራታት መስሕብ ቱሪዝም ኮይሻ፣…
ካብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይን ተልእኹ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 87 ኣብ ዝተደንገጉ ግልፂ መርህታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 488 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 866 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 488 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 95 ሺሕን 789…
ፖሊስ ብር 300 ዝኸውን ነባርን ሓዱሽን ዘይሕጋዊ ኖት ብር ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ብር 300 ዝኸውን ነባርን ሓዱሽን ዘይሕጋዊ ኖት ብር ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ከምዝሓበሮ ነባር ኖት ብር ካብ ክልተ ተጠርጠርቲ ዘይሕጋዊ ብር 174 ሺሕን 350 በዓል ሚኢቲን በዓል ሓምሳን ክሕዝ ክኢሉ…
ፎረም ምጥያሽ ከንቲቫታት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ምጥያሽ ከንቲቫታት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ።
ብብርኪ ሃገር ዝካየድ ሮረም፥ ዝሐሸ ከተማ ንዝሐሸ ህይወት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነስርዓት ምጥያሽ ተኻይዱ ዘሎ።
እቲ ፎሮም፥ ከንቲባታት ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ከተማታት…
ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ትርከብ – ኣምባሳደር ረታ ዓለሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ከምትርከብ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ዓለሙ ተዛሪቦም።
እቶም ኣምባሳደር እዚ ዝበሉ፥ “ሕቶ ምኽባር ፍትሓዊ ብፅሒት ሩባ ኣባይ” ብዝብል…