Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ኢትዮጵያን ኤርትራን…
2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዘይሕጋዊ መሸፈኒ ገፅን መድሓኒታትን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዘይሕጋዊ መሸፈኒ ገፅ(ማስክ)ን ካልኦት መድሓኒታት “ስንፈተ ወሲብ”ን ተታሒዞም።
በዓል መዚ ቁፅፅር ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብሓባር ብምዃን ነቶም ዘይሕጋዊ…
ኣብ ምጥያሽ ፎሮም ዓለም ለኻዊነት ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ለኻዊነት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኢትዮጵያ ዝሰርሕ ፎረም ንምጥያሽ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ።
እቲ ዘተ ብመደረ ዘስምዑ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ ካሱ፥ ኣብ ዓለም ለኻዊነት ላዕለዎት…
ኣባል ሃገራት ሚኒስትራት ዓውዲ ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዓውዲ ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ተዛትዮም።
ኮቪድ-19 ብዝተዋደደ መልክዑ ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲን ክስርሑ ኣብ ዝግበኦም ቀፀልቲ…
ኣባላት መርማሪ ቦርድ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮቪድ19 ንምክልኻልን ፍልፍል እቶት ዘይብሎም ነበርቲ ንምሕጋዝን ኣብ ዘተኣኻኸቦም ንብረታት ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮቪድ19 ንምክልኻልን ፍልፍል እቶት ዘይብሎም ነበርቲ ንምሕጋዝን ኣብ ዘተኣኻኸቦም ንብረታት ዑደት ኣካይዶም።
ሓላፊ ቦሮ መተሓባበሪ መናእሰይን ገበርቲ ሰናይን ኣይተ…
ኮቪድ-19 ምኽንያት ብምግባር ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ዘይሕጋዊ ስእነት ውሕስና ስራሕ ከይበፅሕ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ምኽንያት ብምግባር ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ዘይሕጋዊ ስእነት ውሕስና ስራሕ ከይበፅሕ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳያን ኣተሓሳሲቡ።
ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳያን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፥…
ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ክሳብ ሓዚ ኣብ ዘሎ ኣፈፃፅሙኡ ገምጋም ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ክሳብ ሓዚ ኣብ ዘሎ ኣፈፃፅሙኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣካይዱ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ እቲ ገምጋም ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 912 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኦ፥ ምርመራ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም እቶም ክልተ ሰባት በቲ ቫይረስ…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብብርኪ ዓለም ንመበል 131 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 45 ግዘ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል በቢዓመቱ 23 ሚያዝያ ዝኽበር እንትኸውን፥ ሰራሕተኛታት ዝገበሩዎ ቃልሲ ንምዝካር ዝኽበር ኢዩ።
እቲ በዓል…
ቀ/ሚ ኣቢይ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዕለት 23 ሚያዝያ (ሜይ ደይ) ህይወት…