Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ክሳብ ሓዚ ኣብ ዘሎ ኣፈፃፅሙኡ ገምጋም ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ክሳብ ሓዚ ኣብ ዘሎ ኣፈፃፅሙኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣካይዱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ እቲ ገምጋም ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 912 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኦ፥ ምርመራ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም እቶም ክልተ ሰባት በቲ ቫይረስ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብብርኪ ዓለም ንመበል 131 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 45 ግዘ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል በቢዓመቱ 23 ሚያዝያ ዝኽበር እንትኸውን፥ ሰራሕተኛታት ዝገበሩዎ ቃልሲ ንምዝካር ዝኽበር ኢዩ። እቲ በዓል…

ቀ/ሚ ኣቢይ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዕለት 23 ሚያዝያ (ሜይ ደይ) ህይወት…

ኣይ ኤም ኤፍ ንኢትዮጵያ ሓገዝ 411 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ትካል ዓለም ለኸ ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ ) ብምዕቐፍ ኣሰራርሓ ቅልጡፍ ገንዘባዊ ሓገዝ እቲ ትካል ኣቢሉ ንኢትዮጵያ ሓገዝ 411 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንምጥንኻር ዝውዕል ሓገዝ…

ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዓሊሙ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝጀመሮ ተበግሶ ትድግፍ ኢያ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዓሊሙ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝጀመሮ ተበግሶ ከምእትድግፍ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኢትዮጵያ ፈንድ ኮቪድ-19 ዘስዕቦ ሓደጋ ንምቁፅፃር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ብምሕሳብ በዓል…

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 131 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 408 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኡ፥ ካብቶም ምርመራ ዝተገበረሎም ሓደ ሰብ በቲ ቫይረስ…

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ብዝርዝር ንምርኣይ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ተመሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብ ዘሳለጦ ኣኼብኡ፥ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ሓፈሻዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ርእዩ። ኣካቢት እቲ…

“ንግስተ ነገስት ዘኢትዮጵያ” ብዝብል መፀውዒ ንባዕላ ዝሰየመት እህተ ማርያም ብዝብል ስም እትፅዋዕ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓለት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)“ንግስተ ነገስት ዘኢትዮጵያ” ብዝብል መፀውዒ ንባዕላ ዝሰየመት እህተ ማርያም ብዝብል ስም እትፅዋዕ ውልቀ ሰብ ትማሊ ምሸት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እታ ውልቀ ሰብ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብዝፃረር መገዲ ብስም እምነት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ልዕሊ 33 ሺሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍልፍሎም ዘይተፈለጠን ደረጀኦም ዘይሓለዉን ልዕሊ 33 ሺሕ መሸፈኒ ገፅ(ማስክ)ን 4 ሺሕን 452 ሊትሮ መንፅሂ ኢድ ዛኒታይዘራትን ተታሒዞም። በዓል መዚ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ጥዕና ምግቢን ኣፋውስን ኣዲስ ኣበባ፥ ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ…