Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ የብሉን – ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ ከምዘይግባእ ንኡስ ኮሚቴ ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ገሊፁ።
እቲ ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን እናተጥሓሰ ከምዝርከብን መንግስቲ እቲ ድንጋገ ኣብ ዘየኽብሩ ኣካላት ስጉምቲ…
ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዝነበሩ164 ተጓዓዝቲ ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም።
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ክትትል ዝግበረሎም ካብ ሞንጎ ዝግበረሎም ዘሎ 467 ተጓዓዝቲ እቶም 164 ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም።
ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም፥ ሕብረተሰብ ካብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምሕላው…
ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ዝተረኸቡ 9 ውልቀሰባት ብገንዘብ ተቐፂዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ዝተኸሰሱ ትሽዓተ ውልቀሰባት ቅፅዓት ገንዘብ ተበይኑሎም።
እቶም ወልቀሰባት 9 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ፀባብ ኣብ ዝኾነት ሓንቲ ክፍሊ ውሽጢ ጫት እናቐሓሙ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 4 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 766 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብዚኦም እቶም ኣርባዕተ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ 22 ሚያዚያ 2012 ዓ.ም ከካይድ ኢዩ።
እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ፅባሕ አኼቡኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ መረፃ…
“ኮቪድ-19፣ ምንዋሕ መረፃን ኣማራፂታት ሕጊን” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዝቕፅል መረፃ ንምክያድ ኣፀጋሚ ብምዃኑ መንግስቲ ኣርባዕተ መማረፂታት መፍትሒ ኣቕሪቡ።
መንግስቲ ፥ “ኮቪድ-19፣ ምንዋሕ መረፃን ኣማራፂታት ሕጊን” ብዝብል ርእሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ምስ ተናሓናሕቲ…
እናወቕዐ ዝርከብ ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሜትሮሎጂ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ዝወቅዕ ዘሎ ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሜትሮሎጂ ገሊፁ።
እቲ ተጠናኺሩ ዝቕፅል ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከስዕብ ዝኽእል ዋላ እንተኾነ፥ ንዘፈር ሕርሻ ግን…
ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከባቢ ሓደ ሽሕ ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ካብ 700 ክሳብ 1 ሺሕ ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ።
ኣብቲ ወረዳ ጣብያ ሓድነት ቑሸት ደብረ ገርግስ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ሓደ ሽሕ ዓመታት ዝገበረ ፍርስራስ…
ህፃናትን ሰገናትን ንባዕሎም ካብ ቫይረስ ኮሮና ንኽሕልዉ ቀ/ሚ ኣቢይ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህፃናትን ሰገናትን ንባዕሎም ካብ ቫይረስ ኮሮና ንኽሕልዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ መንግስቲ እቲ ለበዳ ሕማም ንምክልኻል ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲን ህፃናትን…
ሕብረት ኣውሮፓ ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ንኢትዮጵያ 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻ ትገብሮ ፃዕሪ ዝውዕል 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ።
ኢትዮጵያ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ብቐፃልነት ከምዝሕግዝ እውን ኣፍሊጡ።
ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ…