Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ሞጣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጓዓዝ ዝነበረ መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ካብ ከተማ ሞጣ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣቶብስ መመላለሲት ህዝቢ ምስ ገልባጢት ከቢድ ፅዕነት መኪና ተጋጭያ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ።
እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 11ን ፈረቓን ዘጋጠመ…
ካብ ውልቀ ሰብ ጀሚሩ ክሳብ ሃገር ልዑል ጉድኣት ዘብፅሕ ዘሎ መሸጣን ዝውውርን ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ኲናት ብሕብረት ምክልኻል ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ካብ ውልቀ ሰብ ጀሚሩ ክሳብ ሃገር ልዑል ጉድኣት ዘብፅሕ ዘሎ መሸጣን ዝውውርን ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ኲናት ብሕብረት ምክልኻል ከምዝግባእ ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴሪኢ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣተሓሳሲበን።
ወይዘሮ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ…
ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣብ ምንቅስቓስ መጓዓዝያ ዝነበረ ክልከላ ብኽፋል ኣማሓይሽዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣብ ምንቅስቓስ መጓዓዝያ ዝነበረ ክልከላ ብኽፋል ኣማሓይሽዎ።
ነዚ ኣመልኪቱ ቢሮ ኮንስትራክሽን፣ መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ አቻብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ውሽጢ ወረዳ ጥራሕ ምንቅስቓስ…
ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጉዳይ ልምዓት ጥራሕ ዘይኮነስ ጉዳይ ህልውና እውን ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያ ጉዳይ ልምዓት ጥራሕ ዘይኮነስ ጉዳይ ህልውና ኢዩ ክብሉ ኣባል ጉጅለ ድርድር ኣባይ ገሊፆም።
እቶም ኣብ ጉዳይ ኣባይ ብዙሕ ምርምርን መፅናዕትን ዘካየዱን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣባል ጉጅለ ልኡኽ…
ኣብ ተፋሰስ ኦጋዴን ዝለምዐ ጋዝ ተፈጥሮ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ክልል ሶማሌ ተፋሰስ ኦጋዴን ዝለምዐ ጋዝ ተፈጥሮ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ንግዲ ተፈራሪሙ።
ኣብ ከባቢ ኦጋዴን ሸሞንተ ትሪሊየን ጫማ ዝግመት ጋዝ ተፈጥሮ መጠኑ እናተፈለየ ዝርከብ ክዙን ናይ ነዳዲ ፈሳሲ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ፍተሻ ገዘ ንገዛ ልዕሊ 3 ሚሊየን ገዛውቲ ተባፂሑ – ዶ/ር ሊያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተገበረ ፍተሻ ገዘ ንገዛ ልዕሊ ሰለስተ ሚሊየን ገዛውቲ ከምዝተባፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ፍተሻ ዝርገሐ…
ኣብ ደሴ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ተጀሚሩ።
ሎሚ መዓልቲ ግልጋሎት ምሃብ ዝጀመረ እቲ መመርመሪ መሳርሒ፥ ኣብ መዓልቲ ብማእኸላይ 300 ሰባት ክምርምር ከምዝኽእል ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ጨንፈር ደሴ ኣፍሊጡ።
ዋና…
ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን መዳርግቲ ኣካላትን ሕማም ዓሶ ንምቁፅፃርን ንምጥፋእን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን መዳርግቲ ኣካላትን ሕማም ዓሶ ንምቁፅፃርን ንምጥፋእን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ኢዮም ፈሪሞምዎ።
ሕማም ዓሶ ናይ ምውጋድ ተግባር ኣብ መላእ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ስዊድን መዘነኦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስዊድን ስቴፈን ሎቫን ተዛቲዮም።
ኮቪድ-19 ንምክልኻል ብሃገርን ብብርኪ ቐጠናን ዝግበሩ ፃዕሪታት ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም።…
ኣብ ሸቀጣት ወሰኽ ዋጋ ንዝገበሩ ነጋዶ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሸቀጣት ወሰኽ ዋጋ ንዝገበሩ ነጋዶ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ክሳብ ሕዚ ድማ ልዕሊ ሓደ ሽሕን ሓደ ሚእትን ትካላት ንግዲ ከምዝተዓሸጉ ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ…