Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ መዓድን ኳርቲዝ ንምድላይ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባኒያ ክሩስ ኣሎስ ፒ ኤል ሲ ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ናብ ፈሳሲን ካልኦት ዝተፈላለዩ እታዎታት ኢንዱስትሪን ፔትሮ ኬሚካልን ናብ ዘገልግሉ ትሕዝቶታት ንምቕያር ዘኽእል ፋብሪካን ቴክኖሎጂን ንምጥያሽ ዝሕግዝ ን12 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ሰነድ ስምምዕነት መፅናዕቲ ተፈሪሙ።
እቲ…
ምህዞ ዝተሓወሶ ስራሕቲ ብምስራሕ ኮቪድ 19 ካብ ዘሰዕቦ ጉድኣት ምድሓን ከምዝከኣል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ምህዞ ኣብ እዋን ምንጋዕ” ብዝብል ኣርእስቲ “ዌቢናር ኣዲስ ወግ” መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተሳሊጡ።
ምህዞ ዝተሓወሶ ስራሕቲ ብምስራሕ ኮቪድ 19 ካብ ዘሰዕቦ ጉድኣት ምድሓንን ንቐፃሊ ድልየትናን ፈተናናን መፍትሒ ምምፃእን…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 80 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብዚኦም እቶም ክልተ…
ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
እቲ ሓደጋ ለይቲ ሰዓት 7፡30 ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ዘመናዊ ዱኽዒ/ማዳበሪያ ብምፅዓን ካብ ኣዳማ ተበጊሳ ኣብቲ ከተማ እንትትበፅሕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኢዩ እቶም ሰባት…
ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ክኽፈት ኢዩ – ቢሮ ሓላዋ ጥዕና…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና (RT_PCR) ኣብዚ ሰሙን ንምኽፋት ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሓላዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ…
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ምግቢ ተንከፍ ዝኾኑ እታወታት ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣረኪቡ።
ኣብ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቢ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፥…
ኣብ ኢትዮጵያ 86 ሰባት ብሕማም ብጫ ዓሶ ተታሒዞም – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 86 ሰባት ብሕማም ብጫ ዓሶ ከምዝተታሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን።
እተን ሚኒስተር፥ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳታት ኣነሞርን ኤነርን ካብ መወዳእታ ወርሒ ለካቲት ጀሚሩ ምልክት እቲ ሕማም ምርኣዪ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 ምብፅሑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጠን።
እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም 943 ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ…
ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትምህርቲ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምክልኻለል ዘኽእል ምኽረ-ሓሳብ ፖሊሲ ንምድላው ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀፃሊ ዕፃ ትምህርቲ ዝምልከቶ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ትካል ዓለም ለኸ ባህሊን ትምህርቲን (ዩኔስኮ) ካልኣይ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ።
ኣብቲ ኣኼባ፥ ንፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዝውዴ ሓዊሱ ዝምልከቶም ኣካላት ተሳተፍቲ ኮይኖም።
ቫይረስ ኮሮና ኣብ…
ብጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብመስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ብመሰረት እዚ ንሳልሳይ እዋን ዝተልኣኹ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን(ማስክታት)፣ 500 ሺሕ…