Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶኦም እናቕረቡ ይርከቡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ፋይዳ መለለዩ መንነት ብ”PDF” ኣውሪዶም ናይ ምሓዝ ኣማራፂ ንግዚኡ ዝተቋሪፀሉ ምኽንያታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋይዳ መለለዩ መንነት ብ"PDF" ኣውሪዶም ናይ ምሓዝ ኣማራፂ ንግዚኡ ተቋሪፁ ኢሉ ብሄራዊ ፕሮግራም መንነት፡፡
ፋይዳ መለለዩ መንነት ብPDF" ኣውሪዱ ናይ ምሓዝ ኣማራፂ ንግዚኡ ዝተቋረፀሉ ምኽንያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፡-
1.…
ትካላት ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ብራኸን ምውዳድን ክሰርሓ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ትካላት ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ብራኸን ምውዳድን ክሰርሓ ኣለወን ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዘበሉ ንቀዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾና 14 ትካላት ኣፈፃፅማ…
ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ቀረብ ሓይሊ ውሑስ ንምግባር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓርክ ኢንዳስትሪ ኣዳማ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብዝበለፀ ውሑስ ንምግባር ዘኽእል ዝርገሐ መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተካይዱ ኢሉ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡
እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቅድሚ ሕዚ ካብ ሓይሊ ጣቢያ መከፋፈሊ ኣዋሸ…
ኩነታት ፀፅታ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዘሎ ኩነታት ፀፅታ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ መዳርግቲ ኣካላት በምኻን ኣብ ዛዕባታት ፀፅታ ንምዝታይ ዘዳለዎ ከምዝኾነ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም።
መበል ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ሓምሻይ ዘበን ስራሕ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…
ኣብ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ ኩሉ ሰዓሪ ይኸውን ማለት አንታይ ማለት ኢዩ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ንሃገሮም ዝኸውን ሓሳብ ንከቕርቡ ድልድል ዝፈጥር ዲሞክራሲያዊ ከይዲ ኢዩ።
ኣብ ክሊ ዘተ ዝተዳለዉ ፍሉያት መዛግብቲ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሰዓርቲ ከምዝኾኑ እንትትንትኑ ናይቲ ከይዲ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 480 ሺሕ ማናእሰይ ስልጠና ኢትዮ ኮደርስን ወረቐት ምስክርን ወሲዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 480 ሺሕ ማናእሰይ ስልጠና ኢትዮ ኮደርስን ወረቐት ምስክርን ወሲዶም ኢሉ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምምሕዳር እታ ከተማ፡፡
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይታ ኣዋሌ መሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ስልጠና 5 ሚሊየን ኢትዮ…
በቢከባቢኡ ዘሎ ሃፍቲ ብምርአይ ዝውገኑ ስራሕቲ ምዕባለ ዘረጋግፁ ኢዮም – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባካታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) መንግስቲ በቢከባቢኡ ዘሎ ሃፍቲ ብምርአይ ዝውገኑ ስራሕቲ ምዕባለ ዘረጋግፁ ኢዮም ኢሎም።
ካብ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ’ገበታ ንትውልዲ’ ካልኣይን ኣብ 385 ሄክታር መሬት ዝዓረፈን ሸበሌ ሪዞርት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ኪንግደም፣ ጉዳያት ኮመንዌልዝን ልምዓትን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ኪንግደም፣ ጉዳያት ኮመንዌልዝን ልምዓትን ይቬት ኩፐርን ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…