Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሶፍ ዑመር… ዘደንቕ ምስጢራዊ በዓልቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ መበቆል ጥንታዊ ዘርኢ ወዲ ሰብ ዝኾነት፣ ብዙሓት ሰብ-ሰራሕን ተፈጥሮኣዊን፣ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድጊታት ትውንን ሃገር እያ። ቀደም ክብል ካብ ዓውዲ ቱሪዝም ብዙሕ ረብሓ ክትረክብ ልዑል ዕድል እኳ እንተነበራ፣ ነቲ ዓውዲ ዝተውሃበ ውሱን…

ሃገራዊ ዘተ ንህንፀት ዘላቒ ሰላም ታሪኻዊ ዕድል ኢዩ – ሕብረት ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ሃገራዊ ዘተ ዘላቒ ሰላምን ብሄራዊ ሓድነትን ንምፍጣር ዘኽእል ታሪኻዊ ዕድል ኢዩ ኢሉ። መራሒት ሉኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሶፊ ፍሮም-ኤመስበርገር ከምዝበለኦ፥ እቲ ሃገራዊ ዘተ…

በሪ ባሕሪ፣ ንንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ

ኢትዮጵያ 130 ሚሊየን ሕዝቢ ሒዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ወደብ ኣልባ ሃገር ኢያ። ምስኣን በሪ ባሕሪ ንኢኮኖሚኣ፣ ብሄራዊ ድሕንነታን ጂኦፖለቲካዊ ፅዕንቶኣን ልዑል ማሕለኻ ኮይኑ ፀኒሑ ኢዩ። ስለዝኾነ ድማ ንኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ምርካብ፣ ህልውናን ብሄራዊ ረብሓ ምርካብን ቀዳማይ ጉዳይ ኢዩ።…

ፀገማት ተሓጋጊዝካ ናይ ምሕላፍ ባህልና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገማት ተሓጋጊዝካ ናይ ምሕላፍ ባህልና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኣለና ኢለን። እተን ከንቲባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 30 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ኣብ ክ/ከተማ ለሚ ኩራ ብዕሊ…

ቀመራት መከፋፈሊ ሃፍቲ ብግቡእ ምትግባሮም ብቐረባ ምክትታል ተኻኢሉ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብቲ በጀት ዓመት ቀመራት መከፋፈሊ ሃፍቲ ብግቡእ ምትግባሮም ብቐረባ ምክትታል ተኻኢሉ ኢሎም ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ድጎማ በጀትን ሓበራዊ ኣታዊን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ከምዝበሉዎ፤ ኣብ በጀት ዓመት 2018…

ንክብሪ ማሕበረሰብ ገፀር ናብ ዝለዓለ ደረጃ ዘሰጋግር ኮሪደር ገፀር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ እናተፋለጠን እናተተግበረን ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሓረስቶት ናይ ምምዕባል ከይዲ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ፡፡ ኮሪደር ገፀር ናብራ ሓረስቶትን መፍረያይነትን ንምድንፋዕ ዝሕግዙ ዘበናዊ መናፅሂ…

ኮንፈረንስ ሪዞርት ንኢትዮጵያ ማእኸል ዓለም ለኸ መድረኻት ንምግባር ዘለና ራእይ ዘጠናኽር እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኮንፈረንስ ሪዞርት ኣርባምንጭ ኢትዮጵያ ማእኸል ዓለም ለኸ መድረኻት ንምግባር ራእይና ዘሐይል እዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ንወለዶታት ዝተሃነፀ ኮንፈረንስ ሪዞርት…

ኢኮኖሚያዊ ኣስተዋፅኦኡ እናዓበየ ዝመፅእ ዘሎ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም. (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብሽግግር ቴክኖሎጂ፣ ብምፍጣር ዕድል ስራሕን ብምፍራይ ተካኢ ምህርቲን ንዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ። እዚ ዓውዲ ምስ ግብርና፣ ማዕድን፣ ቱሪዝምን ዲጂታል ኢኮኖሚን…

ጎስጓስ ሕርሻ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ካብ ምሽማት ናብ መፍረያይነት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ህንፀት ልምዓ ኮሪደርን መሰረተ ልምዓትን ልዑል ለውጢ እናመዝገቡ ዝርከባ ከተማታት ኢትዮጵያ ካብ ማእኸል ፅግዕተኝነት ብምውፃእ ርእሰን ክምግባ ናብ ዝኽእላሉ መፍረያይነት እናተሰጋገራ ይርከባ። ቅድሚ ሕዚ ጠለብ ምግቢ ሙሉእ…

ህንፀት ዘበናዊ መንበሪ መንደር ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣጀሚርና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዘበናዊ መንበሪ መንደር ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣጀሚርና ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምምሕዳር ከተማና ኣብ ትካል ፖሊስ እናሰራሕናዮም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርምን እቲ ሰራዊት ብህዝቢ ዝተነበረሉ ሓደራ ብግቡእ ንኽዋፃእ ዝግበር ተግባር…