Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፓርቲ ብልፅግና ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ዕዮ ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ልኡኹ ንምውፃእ ዘኽእሎ ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ምሰርሑ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ዕዮ “ካብ ታሕሳስ ክሳብ ታሕሳስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓመት ዝተሰርሑ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተወደቡ ገበናት ዘረፋታትን ስርቂን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባኣን ዘላቒ ሰላም…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ መንደር ፅሬት ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተፈላለዩ ትካላት መሰረተ ልምዓት ፅሬት ኣብ ዝርከብሉ መንደር ፅሬት ዑደት ኣካይዶም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ መንደር ኣብ ዝርከቡ ትካላት ዓውዲ ጥዕና፣ ኮንስትራክሽን፣ ውፅኢት ግብርና፣ ዓውዲ ምግብን…
ፕሮጀክታት መስኖ ኣብ ዝተቐመጠሎም ስርዓት ኣሰራርሓ መሰረት ጥራሕ ንኽቕፅሉ ይስራሕ ኣሎ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝጅመሩ ኩሎም ፕሮጀክታት መስኖ ብዝተቐመጠሎም ስታንዳርድን ስርዓት ኣሰራርሓን መሰረት ብምግባር ጥራሕ ንኽቕፅሉ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት…
ኣብ ጥቓ መስመር ኤሌክትሪክ ዝርከቡ ኣእዋም ናይ ምቑራፅ ስራሕ ምቁርራፅ ሓይሊ ንምካይ ዝግበር ፃዕሪ ሓደ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መስመር ኤሌክትሪክ ኣብ ሰለስተ ሜትሮ ርሕቐት ዝርከቡ ኣእዋም ናይ ምቑራፅ ስራሕ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምካይ ዝግበር ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ትካል ሓይሊ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ…
ኣብ ረቀቕቲ ሕጊታት ሽግግር ፍትሒ ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ንምትግባር ኣብ ዝተሰናድኡ ረቀቕቲ ማዕቐፋት ሕጊ ጠመተ ብምግባር ዘዳለዎ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል…
ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ፕሮጀክታት ህንፀት መስኖ ዝረኣዩ ፀገማት ብሕብረተሰ ቅርታ ከምዝፈጠሩ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓበይቲ ህንፀት ፕሮጀክታት መስኖ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ሕብረተሰብ ቅርታ እናፈጠሩ ከምዝኾኑ ኣባላት ባይ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም፡፡
6ይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡
ኣብቲ…
ኣብ ገላን ጉራ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ዝተመረቓ ኣብ ገላን ጉራ ዝርከባ ሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ጀሚረን።
እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘጀመሩ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ(ዶ/ር) ኢዮም።
እቶም ሓላፊ፥ ተምሃሮ ንምምሃር…
ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ፍርያት ምፍራይ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ካፒታል ዝተሃነፀ ፈላማይ መፍረዪ ቴራናይት ዝኾነ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ምህርቲ ምምራት ጀሚሩ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ስነ ዝተመረቐ ፍብሪካ ቴራናይት ሰላም፤ ኣብ ትግራይ ፈላማይ ቴራናይት መፍረዪ ከምዝኾነ…
ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ድርድር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ጄኔቫ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ትካል ንግዲ ዓለም ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ድርድር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ተካይዶ 5ይ ኣኼባ…