Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነት ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን- ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነትን ምዕባለ ኢኮኖሚን ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ እንቋዕ…
6 ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ካብ ሰዓት 5፡00 ጀሚሩ ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣካይዱ።
ነዚ ስዒቡ በዓል መዚ ስቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣገልግሎት ኤርናቪጌሽን ነቶም ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት…
ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ክልል ትግራይ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ።
እቲ ስነ ስርዓት፥ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልል፣ ዞባታትን ወረዳታት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ይኽበር ከምዘሎ ተገሊፁ።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ።
እቲ ዕለት፥ “ስሉጥን ቀፃልነት ዘለዎን ኩለ መዳይ ለውጢ ብተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ይረጋገፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 70 ዙር ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ።
ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ጀኔራል መኮንናት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምባሳደራት…
ስትራቴጂ ግሎባል ቫይታል ንግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝገብሮ ድጋፍ ከምዘቐፅል ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም)ዋና ዳይሬክቴር ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ፕሬዚዳንት ስትራቴጂ ግሎባል ቫይታልን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ሜሪ ኣንን (ዶ/ር) ዘትዮም፡፡
እተን ዋና ዳይሬክተር፥ እቲ ትካል ኣብ ክሊ ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ቅድመ ሐዚ ዝሰርሖም…
ካብ ፅባሕ ጀሚሩ “መለኮታዊ ዑደት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ስብከት ክሳለጥ እዩ
ካብ ፅባሕ ጀሚሩ “መለኮታዊ ዑደት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ስብከት ክሳለጥ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅሕን ካብ ሸዉዓተ ሰዓት ጀሚሩ ኣብ መስቀል ኣደባባይ “መለኮታዊ ዑደት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስብከተ ወንጌል…
ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዞባ ሸበሌ ኣብ ዝርከቡ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃሙ ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣብዱልቃድር ሞሓመድ ከምዝበሉዎ÷ ሓይሊ ኣየራት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንሰዓታት…
ኣብ ዓውዲ ጥዕና ሱር ቦቆስ ለውጢ መፂኡ- ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ጥዕና ሒደት ዓመታዊ መመሓየሺታት ኣወዳድባ ብምትግባር ሱር ቦቆስ ለውጢ ምምፃእ ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ቁልፊ ኣፈፃፅማ ሰትራቴጂክ ኣንፈታት ዝጥምት ዘተ ምስ ላዕለዎት…
ብጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ ኣቲዩ፡፡
ኣባላት እቲ ጉጅ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቶም÷ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን…