Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም 24ን 25ን መስከረም ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ሎሚ ዓመት በዓል ኢሬቻ መስከረም 24 ኣብ ሆራ ፊንፊኔ 25 መስከረም 2018 ድማ ኣብ ሆራ ሃርሰዲ ክኽበር እዩ። ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷ በዓል ኢሬቻ ናይ ምስጋና፣ ሓድነት፣ ፍቕርን ዕርቂን…

ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ ኢትዮ ቴሌኮምን ግልጋሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያን ስማርት ዲጂታል ምፍትሒ ቀረብ ሰንሰለት ጥዕና ንምትግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።…

ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ብፍትሓዊነት ንምብፃሕ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ሃገር ንዜጋታት ብፍትሓዊ ተበፃሒ ንምግባር ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ ኢሉ ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ። እቲ ግልጋሎት ምስ ቢሮ ጥዕና ክልል ሲዳማን ኣምረፍ ጥዕና ኣፍሪካን ብምትሕብባር ኣተገባብራ…

ምዝዛም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ መንፈስ ይክኣል ካብ ዘረባ ናብ ተግባር ብምቕያር ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ወሃቢ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ እዋናዊ ወፃኢ ተግባራት ዙሪያ…

ኣብ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ሎሚ ዓመት ኣከባብራ ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሓላፊት ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ጀሚላ ሲንብሩ፤ በዓል ኢሬቻ መግለፂ ባህሊ ህዝቢ ኦሮሞ ምዃኑ ገሊፀን፡፡ ኣብቲ ዘተ እቲ…

ምዝዛም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓወት ብልፅግና ዘይተርፍ ምዃኑ ዘረጋገፀ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምህናፅ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓወት ብልፅግና ዘይተርፍ ምዃኑ ዘረጋገፀ እዩ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ መተሓባበሪ ክላስተር ዲላ መሪሁን ፍቅሩ (ዶ/ር)። ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ተዛረብቲ ታሪክ ጥራሕ ዘይኾንናስ ሰራሕቲ ታሪክ ኮይንና ኢና – ኣይተ ጥላሁን ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ተዛረብቲ ታሪክ ጥራሕ ዘይኾንናስ ሰራሕቲ ታሪክ ኮይንና ኢና ኢሎም፡፡ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ንመመረቕታ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ደገፍን ሓጎስን ንምግላፅ…

ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት  ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ሰልፍታት ድጋፍን ታሕጓስን ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት፦

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት  ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ሰልፍታት ድጋፍን ታሕጓስን ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት፦ ግድብ ህዳሰ ምልክት ምብራኽ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ቅኑዕ እዋን ዝተሃነፀ ዘበን ተሳጋሪ ቅርሲ ኢዩ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ማሳድ ቡሎስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት…

ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒኩሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ቆራፅ ኢያ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ዕቤት ንምምፃእ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኒኩሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ቆራፅ ኢያ ኢሎም። ኣብ ኦስትርያ ቬና እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 69 ዓለም ለኸ ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ…