Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መድረኽ ዘተ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምትሕብባር ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ኣፍሪካን ዘድሀበ መድረኸ ዘተ "ሂሊ ዲያሎግ ኣፍሪካ ኤዲሽን" ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ዳይሬክተር ኢኒስቲቲዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፋር በድሩ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 57 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ምክር ቤቱ ተወያይቶ ውሳኔ ያሳለፈባቸው ጉዳዮች እንደሚከተለው ቀርበዋል፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየሉ ዛዕባ፤…

ንዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ድልዱል ትካል ተሃኒፁ – ጄነራል ይመር መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ተለዋዋጢነት ባህሪ ኩናት ብምርዳእ ንህልው ዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ጥንኹር ትካል ተሃኒፁ ኢሎም ዋና ሓላፊ መምርሒ ክፍሊ ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ጄነራል ይመር መኮነን። ዓመታዊ ጉባኤ ሃገራዊ ድሕነት…

ፓርቲ ብልፅግና ንህዝቢ ዝኣተዎ ቃል ንምፍፃም ቆራፅ እዩ – ኣቶ ፍቃዱ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ትካላት ፌዴራል ንጥፈታት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናይ መዛዘሚ መድረኽ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅናን ሓላፊ ዘፈር ውዳበን ፍቃዱ ተሰማ ከም ዝበልዎ፤ ኣብቲ መረፃ እቲ ፓርቲ ዘቐመጦም…

ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት ይርከብ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያን ኒውዚላንድን ክልተኣዊ ስምምዕ ተበፃሕነት ዕድል ዕዳጋ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ምስ ኒውዚላንድ ኣብ ክልተኣዊ ስምምዕነት ፕሮቶኮል ዕድል ዕደጋ ተፈራሪመን። ኣብ ጄኔባ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ንግዲ ዓለም ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ምፍርራም ኢትዮጵያ ትካል ንግዲ ዓለም ኣባል ንምዃን እትገብሮ…

ኣጀንዳታት ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዕላዊ ይኾኑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣጀንዳታት ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዕላዊ ይኾኑ ኣለዉ፡፡ ኣብቲ ዕላዊ መግበሪ መግለፂ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ሃደስንቄታትን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን…

ብምኽክር ንኢትዮጵያ ነፅንዕ …

ምኽክር/ዘተ ዝተሓላለኹ ፀገማት ብሰላማዊ፣ ብልጡንን ዘላቒ ብዝኾነን መገዲ ንምፍታሕ የኽእል፡፡ ጎንፂታት ብሓይሊ ንምፍታሕ ካብ ምፍታን ኣብ ክቢ ጠረጴዛ ብምልዛብ ንምፍታሕ ምስራሕ ኩለመዳይ ረብሓታት ኣለዉዎ፡፡ ምዝታይ ወዲ ሰብ ካብ ዘማዕበሎም ኣዚዮም ስልጡናት፣ ሰላማዊን ዘላቒን ፀገማት…

ኢትዮጵያ ትትግብር…

ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሕልኽላኽ በድሆታት ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ብሃገር ቦቆል ፍልጠት ብምፍታሕ፣ ናብ ዝለዓለ ብራከ ምዕባለ ምሽጋር ከምአትኽእል በቢእዋኑ ንዓለም ተርእይ ኣላ። ኢትዮጵያ ምትግባር ከምእትኽእል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝጀመረቶ መሓዊራዊን ኩለመዳይን መመሓየሺ ኢኮኖሚ ናብ ጭቡጥን ዘላቒን ዓወት…

ዳታ፤ ደም ሱር ዲጂታል ስርዓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዳታ ኣብ ዲጂታል ዓለም መረዳእታ፣ ውሳነን ምህዞን ዘንቀሳቕስ ቀንዲ ሓይሊ ኢዩ። ሎሚ ዓበይቲ ኩባኒያታት ባህጊ ዓማዊለን ንምርዳእ፣ መንግሳት ውፅኢታዊ ፖሊሲታት ንምድላው፣ ሳይንትስታት ቀፃሊ ፀገማት ንምግማት ኣብ ዳታ ይድረኹ። ዲጂታል ስርዓት…