Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል መውሊድ ኣብ ከተማ ጅማ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1501 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ (መውሊድ) ኣብ ከተማ ጅማ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ኣብ ከተማ ጅማ ብዋናነት ኣብ ቅፅሪ ግቢ መድረሰቱል ኸይሪያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።
ኢማም መስጊድ ሙኒር ሼኽ…
ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፣ እዚ በዓል በዓል ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ሓድነትን ክኸውንይምነ ኢሎም።
ሎሚ…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል መውሊድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመበል 1501 ዓመት ዝኽሪ ልደት ነብዪ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) በዓል መውሊድ፣ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንመበል 1501 ነብዩ መሓመድ (ሰዐወ) መውሊድ በዓል ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦
እንኳዕ ንመበል 1501…
መንገዲ ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ኢትዮጵያ ፖሊሲ ወፃኢን ዲፕሎማሲን መሰረታዊ ለውጢ እናገበረ ይርከብ።
ሓዱሽ ኣንፈት ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲ መንግስቲ መደመር ኣብ መንጎ ህዝብታትን ሃገራትን ዘሎ ርክብ ብምጥንኻር፤ ቀጥታ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ሎሚ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ።
ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 11 ፍሉይ ቦታ ከባቢ ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ቤተክርስቲያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ካብቶም ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ ካልኦት ሰባት እውን…
ኣብ ስዑዲ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 2 ሺሕን 494 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 2 ሺሕን 494 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ማሕበራዊ ጉዳይን ደቂ ኣንስትዮን ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሰሙን ብዝተኻየዱ 12 ዙር በረራታት ዝተመልሱ 2 ሺሕን 312 ደቂ ተባዕትዮ፣…
ሊቨርፑልን ኒውካስል ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቀዳማይ ሰሙን ፀወታ ሊቨርፑልን ኒውካስል ዩናይትድን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡
ናይ ኒውካስል ሸቶታት ኣንቶኒ ኢላንጋን ጆሴፍ ዊሎክን እንተመዝግቡ÷ ብወገን ሊቨርፑል ድማ ኮዲ ጋክፖን ዶምኒክ ስቦዝላይን…
“ኢትዮጵያን ህዝባን ካልኦት ሃገራት ብዝሪኡና መዕቀኒን ብራኸን ንርእስና ክንርኢ እላቦ” – ፕሬዝደንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዝደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያን ህዝባን ካልኦት ሃገራት ብዝሪእዩና መዕቀኒን ብራኸን ንርእስና ክንርኢ እላቦ ክብሉ ንመላእ ኢትዮጵያውያን ፀዊዖም።
ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፅንሐ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ፤ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ…
ኢትዮጵያ ቱሪዝም ስትራቴጂካዊ ዓውዲ ምትሕብባር ብሪክስ ንኽኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዉዋ ፀጋታት ቱሪዝምን ስፖርትን ንዓለም ኣብ ምልላይ ኣብ ዘፈራት ቱሪዝምን ስፖርትን ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍት ስትራቴጂካዊ ፃውዒት ኣብ መድረኽ ብሪክስ ኣቕሪባ።
ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ጃይፑር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሚኒስተራት ቱሪዝምን ጉባኤ…