Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሞንጎ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ኣፋህድን ዝተበፅሐ ዘላቒ ስምምዕነት ሰላም ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ (ኣፋህድ)ን ዝተበፅሐ ዘላቒ ስምምዕነት ሰላም ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈሪሙ፡፡
ኣብቲ ስነ ስርዓት ስምምዕነት ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ሓዊሱ ላዕለዎት…
መመሓየሺ ስርዓት ምሕደራ ታክስ ኣብ ከይዲ ምእካብ እቶት ግልፅነት ንኽጉልብት ኣኽኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ተግባራዊ ዝተገበረ መመሓየሺ ስርዓት ምሕደራ ታክስ ኣብ ከይዲ ምእካብ እቶት ግልፅነትን ተሓታትነትን ንኽጉልብት ኣኽኢሉ ኢለን፡፡
ከንቲባታትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ከተማታት ኣፍሪካ…
ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር እቶት ሰደድ ተረኺቡ ኢሎም ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡
ሚኒስቴር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ኣብ 6 ኣዋርሕ ገምጋም…
ኣብ ዓውዲ ሃፍቲ ማይ ብዝተወገኑ ተግባራት ኣብ ዞባዊ ፍትሓዊ ተረባሕነት ጋህዲ ይኸውን ኣሎ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ሃፍቲ ማይ ብዝተወገኑ ተግባራት ኣብቲ ዞባ ፍትሓዊ ተረባሕነት ጋህዲ ይኸውን ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፡፡
መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2018 ሚኒስቴር ማይን…
309 መራኸብቲ ሓፋሽ ፍቓድ ፈነወ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ 309 መራኸብቲ ሓፋሽ ተመዝጊበን ፍቓድ ፈነወ ረኺበን እናተንቀሳቐሳ ይርከባ፡፡
ብመሰረት ሕጊ ፍቓድ ኣገልግሎት ብሮድካስት ኩነታት ፍቃድ ዝውሰን፣ፍቃድ ዝውሃ፣ዝሕድሶን ዝእግዶን በቲ በዓል መዚ፤…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ፡፡
ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትን ፓርቲን በጀት ዓመት 2018 ርብዒ ዓመት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ኣዳማ…
ኣብቲ ዞባ ንምምሕያሽን ምርግጋፅን ኣተሓሕዛ መገዲ ኣየራት ቆራፅ ዝኾነት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ዮሃንስ ኣበራ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ንመገዲ ኣየራት ንምምሕያሽን ምርግጋፅን ኣተሓሕዛ ድሕንነት ቆራፅ ኢያ ኢሎም።
ላዕለዋይ ልኡኽ ኣቪዬሽን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተረኸቡሉ ትራንስፖርት ኣየር…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ሃገራዊ ዘተ ዝተሓንገጦም ተስፋታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይ ወፃእ ኣብ ካልኦት ከባቢታ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት ክልላት፣ መዳርግቲ ኣካላት ፌዴራልን ኣብ ወፃኢ ሃገራት ምስ ዝመነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣጀንዳ ከምዘተኣኻኸበ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 52 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዘሕለፎም ውሳነታት እዞም ዝስዕቡ ከምዝኾኑ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።…
ስርዓተ ጥምቀት እንትነኽበር ናይ ጥፍኣት መፍትሒ ይቕሬታ፣ ናይ ባእሲ መድሓኒት ዕርቀ ሰላም ከምዝኾነ እናሓሰብና ክኸውን ይግባእ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጥምቀት ብክርስቶስ ናይ ምቕላዕ፣ ዕርቀ ሰላምን ምውላድን ምልክት ኢዩ…