Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክልተ ሓደሽቲ ማእኸላት ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ስራሕ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣዲስ ኣበባ 10ይን መበል 11ን ዝኾኑ ክልተ ሓደሽቲ ማእኸላት ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብዕሊ መሪቐን ስራሕ ኣጀመረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ኣብ 2018 ብዝተኣተወ ቃል መሰረት ኣብ…

ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ስነ ምህዳር ሉኣላዊነት ሃገር መሰረታዊ ዓምዲ ኢዩ – ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ድሕንነት ሳይበር ንሃገራዊ ልምዓትን ብሄራዊ ድሕንነትን ቁልፊ ስትራቴጂ ብምግባር ቅድሚት ሂባ እናሰርሐት ትርከብ ኢለን ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ትእግስት ሃሚድ። 3ይ ጉባኤ ዓለም ለኸ ድሕንነት ሳይበርን…

ኢትዮጵያ ምስ ማሌዥያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኢትዮጵያ ምስ ማሌዥያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዕዋቱ ኣመልኪቶም ንዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ቀዳማይ…

ኢትዮጵያን ቡሩንዲን ንሰላምን ምዕባልን ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዝተኣሳሰራ ኢየን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቡሩንዲን ንሰላምን ምዕባልን ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዝተኣሳሰራ ኢየን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋንን ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ኤሚር ኳታር ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎምኤሚር ኳታር ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤሚር ኳታር ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል-ታኒ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብልዑል ድምፂ ምዕዋቱ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ሼክ ታሚም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልዕእኽቲ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን…

ንኣዲስ ኣበባ ብሩባታታ ከም ስማ …

ናይ ከተማ ሩባታት ናይ ሓንቲ ከተማ ህይወት መስመር፣ ናይ ተፈጥሮ ሳንባን መግለፂ ፅባቐን ኢዮም። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ከተማታት ዝተመስረታን ዝዓበያን ኣብ ተፋሰስ ሩባታት ይኹና እምበር፣ ብምውሳኽ ቁፅሪ ህዝቢን ምስፍሕፋሕ ኢንዱስትሪን ምኽንያት ሓለዋ ስለዘይግበረለን ልዑል ፅዕንቶ…

ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋንን ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ዝተኸበሩ ሓወይ…

ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ “ካብ ለውጢ ናብ ዘላቒ ስግግር” ብዝብል መሪሕ ሐሳብ “ኢትዮጵያ ክትገብሮ እያ” ብዝብል ኣርእስቲ ሃገራዊ ጉባኤ ተኻይዱ።…

ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ መፅናዕቲ ዝተመሰረቱ መፍትሒ ሓሳባት ምቕራብ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ፀገማት ብምትሕብባር ንምፍታሕ ኣብ መፅናዕቲ ዝተመስረቱ መፍትሒ ሓሳባት ምቕራብ ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን “ርክብ መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሰናይ ዕድላት፣ ፈተናታትን መፍትሒታትን”…

ሃገር ምህናፅ ኣብ ሓደ ወለዶ ጥራሕ ደው ዝብል ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሃገር ምህናፅ ኣብ ሓደ ወለዶ ዝተሓፀረ ዘይኮነስ ንኹላትና ናይ ሓባርን ቀፃልን ዘለዎ ስራሕ እዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ካብ ለውጢ ናብ ዘላቒ ስግግር” ብዝብል…