Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሉኣላዊነት ሃገር ንምሕላው ድሉዋት ኢና – ተመረቕቲ ኮማንዶታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝወሃበና ሃገራዊ ግቡእ ብውፅኢታውነት ብምፍፃም ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ድሉዋት ኢና ኢሎም ካብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ዝተመረቑ ኮማንዶታት መሰረታዊ ኮርስ ፅንዓት። ማእኸል ስልጠና እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ንመበል 45 ዙር…

ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ቱሪዝም ጥዕና ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ቱሪዝም ጥዕና ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ኒው ሊፍ ሜዲካል ኮምፕሌክስ ዝተባህለ ትካል ጥዕና ሎሚ ዕለት መሪቐን ስራሕ ኣጀሚረን።…

ንኣፍሪካ ሓዱሽ ናይ ሰላም ምዕራፍ – ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበናት ዝቐፀሉ ውሽጣዊ ጎንፂታትን ንሃገር ዋጋ ዘኽፈሉ ዝተሓላለኹ ሃገራዊ ፈተናታትን ብስልጡን ዝርርብ ናይ ምፍታሕ ጥበብ፣ ሓዱሽ መግለፂ ዕቤት ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ። ን40 መዓልታት ዝቐፀለን ትማሊ ብዓወት ዝተዛዘመን ታሪኻዊ ሃገራዊ…

ሓዱሽ ባህሊ ፖለቲካ – ምኽክር ገዛ የጠናኽር

ንኣስታት 40 መዓልታት ካብ ኣርባዕቲኦም ኩርናዓት ዝተኣኻኸቡ ደቃ ኣብ ሓደ ክቢ ጠረጴዛ ተመያይጦምን ተመኻኺሮምን ሓዱሽ ታሪኽ ፅሒፎም ኣለዉ። ብዛዕባ ሓባራዊት ገዛና ብዛዕባ ኢትዮጵያ መፃኢ ግዘን ሓድነትናን ክብሉ ተዛቲዮም፣ ተደማሚፆምን ሓሳባት ኣበርኪቶምን። እዚ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ከምዚ ዝበለ…

ማእገር ኢትዮጵያ ዝኾነ ዘተኣማምን ሰራዊት ምክልኻል ተሃኒፁ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብእሙንነት ክሕሉ ዝኽእል ሰራዊት ምክልኻል ተሃኒፁ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፍሉይ ወፍሪ ማእከል እዚ መሰልጠኒ፣ ንመበል 45 ግዜ ዘሰልጠኖም “ፅንዓት ኮርስ መሰረታዊ…

ሃገራዊ ዘተ ዓውዲ ፖለቲካ ካብ ስምዒት ተቓርኖ ወፂኡ ብመገዲ ቕርታ ንኽኸይድ መሰረት ዘንበረ እዩ -ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ዘተ ዓውዲ ፖለቲካ ካብ ስምዒት ተቓርኖ ወፂኡ ብመንገዲ ቕርታ ንኽኸይድ መሰረት ዘንበረ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ካብ ሓምለ 8 ቀን 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፀንሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ስነ ስርዓት መዕፀዊ ይካየድ ኣሎ።…

ሃገራዊ ዘተ ዘላቒ ሰላም ብምስፋን ንኣፍሪካ ኣርኣያ ዝኸውን እዩ – ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ሃገራዊ ዘተ ዘላቒ ሰላም ንምስፋን ንኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን እዩ ኢሎም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ፍሉይ ልኡኽ ንቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ። ካብ መላእ ኢትዮጵያ ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ ዝተሳተፍሉ፣ ካብ ሓምለ…

ሃገራዊ ዘተ ናይ ኣፍሪካ ጉዳያት ብኣፍሪካውያን ባዕሎም ናይ ምውሳን ዓቕሚ ዘርኣየ እዩ -ኡሁሩ ኬኒያታ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬኒያታ፣ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ዕዉት ሃገራዊ ዘተ ኣፍሪካውያን ንጉዳያቶም ባዕሎም ናይ ምውሳን ዓቕሚ ከም ዘለዎም ዘመልክት እዩ ኢሎም። ካብ መላእ ኢትዮጵያ ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ ዝተሳተፍዎ፣ ካብ ሓምለ…

ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ዝኾነ ይኹን ሰብ ከይተገለለ ድምፂ ኩሉ ክስማዕን ክኽበርን ብትኹረት ተሰሪሑ – ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሂሩት ገብረስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ፤ ዝኾነ ይኹን ክፋል ሕብረተሰብ ከይተገለለ፣ ድምፂ ኩሉ ክስማዕን ክኽበርን ብትኹረት ተሰሪሑ ኢለን ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ሂሩት ገብረስላሴ። ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ…

ብመሳርሒ ኩናት ምዝርራብ ድሕሪ ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያ ታሪክ ጥራሕ ኮይኑ ክተርፍ እዩ -መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 16፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመሳርሒ ኩናት ምዝርራብ ድሕሪ ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያ ታሪክ ጥራሕ ኮይኑ ክተርፍ እዩ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። ካብ መላእ ሃገር ብህዝቢ ዝተወከሉ 4 ሽሕ ተዛተይቲ ካብ ሓምለ 8/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ን46…