Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህይወት ሰባት ንምምሕያሽ ልዑል ትኹረት ሂብና ንሰርሕ ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህይወት ሰባት ንምምሕያሽን ተረባሕነት ነበርቲናን ንምርግጋፅን ልዑል ትኹረት ሂብና ንሰርሕ ኣለና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ሎሚ መዓልቲ…
ልኡኽ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቢዚነስ ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ልኡኽ ኣብ ምግጥጣም መኪና፣ ምፍራይ ናውቲታት ሕክምና፣ ንግዲን ካልኦት ተዛመድትቲ ዓውዲታትን ንምውፋር…
ኣብ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት ብሬል ዝተሰናደአ ኣዋጅ ዕላዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዋጅ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ቁፅሪ 1333/2016 ብቋንቋ ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን ብብሬል ተሰናዲኡ ንዓይነ ስዉራን ዜጋታት ንኣገልግሎት ቀሪቡ፡፡
ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ እዋን÷ እቲ ኣዋጅ ብብሬል ንኽሰናዳእ ዝተገበረ…
ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም፡፡
ልኡኻት መማኸርቲ ምትእስሳር ንግዲን ኢኮኖሚን ቻይና ኣፍሪካ ምስ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ምስ ትካላት ለኣኽቲ ቡን ተዛቲዮም፡፡
ልኡኽ…
ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ
ካብ ካሳንችስ ንልምዓት ዝተልዓሉ ኣብ ገላን ጉራ ዝተሃነፀን ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ዝጅምርን ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ ኣብ ውሽጡ እንታይ ዝሓዘ ኢዩ?
ኣብ 1200 መንበሪ ኣባይቲ 6500 ነበርቲ ዝሓዘ መንበሪ መንደር ኢዩ።
1 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ…
ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ቀረብ ዓውዲ ግብርና ቴክኖሎጂምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ቀረብ ዓውዲ ግብርና ቴክኖሎጂ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰተር ቼክ ሪፐብሊክ ማሪያን ጁርካ ብምትሕብባር ኣብ ዝስርሑ…
ክሳብ ሕዚ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 20 ቢሊየን ብር ከምዝመሰብሰቡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅዋዕ መተኣኻሐቢ እቶት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝነበሮ ናይ ሓደ ዓመት ፃንሒት ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ተመሓላሊፉ፡፡
ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ…
ቼክ ሪፐብሊክ ምስ ቤተ መፃፍቲ ኣብርሆት ከምትሰርሕ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼክ ሩፐብሊክ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ቤተ መፃፍቲ ኣብርሆት ቀፃልነት ዘለዎም ስራሕቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ፡፡
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ማሪያን ጁሬስካ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት…
ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ዝበረታታዕ ውፅኢት ከምዝመዝገበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊባ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ኣብ ኣልጄሪያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 3ይ ኮንፈረንስ ስታርታፕ ፓን ኣፍሪካ በቶም ሚኒስትር…
ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስምዒትን ጫፍ ዝሓዘ ዝንባለን ብምዕቃብ ሓድነትና ብምጥንኻር ካብ ኩልና ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ…