Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንምግልጋል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንኸገልግል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ነዛ ዓባይን…
ብልፅግና ሃገርና ምቕፃል ዘኽእል ዘተኣማምን ሓይሊ ሰላም ምፍራይ ተኻኢሉ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ብልፅግና ሃገርና ምቕፃል ዘኽእል ዘተኣማምን ሓይሊ ሰላም ምፍራይ ተኻኢሉ ኢዩ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ማእኸል መረጋገፂ ድልዉነት ብምርካብ…
ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር
ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር
ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ካሳንቺስ- እስጢፋኖስ-መስቀል ኣደባባይ- ሜክሲኮ- ቸርችል-ኣራት ኪሎ እና (ንውሓት እቲ ኮሪደር 40.4 ኪ/ሜ)
ጫካ ፕሮጀክት (ሳውዝ ጌት)- መገናኛ- ሃያ ሁለት- መስቀል ኣደባባይ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብዚ ሰሙን ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጠን።
ከንቲባ ኣዳነች ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓ ኮሪደር ኣመልኪተን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ዝርዝር መብርሂ ሂበን።
ቀንዲ…
ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ረብሓ ምትግባር ኩለመዳይ ዕቤት ክውዕል ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምድንፋዕ ኣብ ኣብ ረብሓ ምትግባር ኩለመዳይ ዕቤት ክውዕል ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቴዎድሮስ…
ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።
“ትራንስፎርሜሽን ሎጂስቲክስ ንዘላቒ ምዕባለን ዕብየትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ኣፍልጦ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ናይ ዝነበረ…
ውሕመ ንልምዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ቀድምቲ ጉዳያት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝን ምትግባር ዘላቒ ሸቶታት ልምዓትን ንምቅልጣፍ ብዕቱብ ከምዝሰርሕ ኣረጋጊፁ፡፡
ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትማሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን ንዝተሰየሙ ታዬ ኣፅቀስላሴ…
ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ኤምባሲ ትማሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ንዝኾኑ ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዘመሓላለፎ ሰናይ ትምኒት፥ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ከልቲኣዊ ዛዕባታት…
ብኩታ ገጠም ኣብ 100 ሄክታር ስፍሓት መሬት ኣብ ዝስራሕ ዘሎ ምብዛሕ ዘርኢ ኮራ ዓሌት ጣፍ ዑደት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ሕርሻ አክሱም ብፋይናንሳዊ ሓገዝ ፕሮጀክት ምጥንኻር ስርዓተ ምግቢ ኣብ ወረዳታት ላዕላይ ማይጨውን ዓዴትን ዝሰርሖም ስራሕቲ ዑደት ሓረስቶትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣካይዱ።
ኣብቲ ዝተኻየደ ዑደት ሓረስቶት፣ ሰብ ሞያ ሕርሻ፣ ኣመራርሓ…
ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅወስላሴ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ መልእኽቶም÷ ነበር ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ…