Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፀላእትና ዝጠጅእዎ ጥሒስናን በቲኽናን ብሓድነት ተሰሊፍና-ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ከተማ ባህርዳር ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ኣብቲ ሰልፊ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኢትዮጵያ ሃገርና ኣብ ምዕራፍ ልምዓት ኢያ ዘላ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጅማሮ ምዓበለ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ስዒቡ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ።
ኣብቲ ሰልፊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።
ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምምራቑ ምኽንያት ብምግባር ህዝባዊ ሰልፊታት ይሳለጡ ኣለው
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምምራቑ ስዑቡ ‘ብሕብረት ክኢልና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ፡፡
እቲ ሰልፊ ካብ ንግሆ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህርዳር፣ ጎንደር፣ ደሴ፣ ደብረብርሃን፣ ደብረ ማርቆስ፣…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ ብምምራቑ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊታት ድጋፍ ዝተደመፁ ጭርሖታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ ብምምራቑ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊታት ድጋፍ ዝተደመፁ ጭርሖታት
ግድብና ተዛዚሙ፣ ሽርሒ ፀላእትና ብሓዊ ሃርበኝነት ኢትዮጵያዊነት ነዲዱ ጠፊኡ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ዝተሰምዑ ጭርሖታት፦
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምምራቑ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልል ኣምሓራ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ዝተሰምዑ ጭርሖታት፦
ብሕብረት ክኢልና!
ግድብ ህዳ፤ ኣሰር ምዕባለና!
ግድብና! ምልክት ምኽኣልን ምጅማር ብራኸ ኢትዮጵያን!
ዝድገም ዓወት፣ ዝጭበጥ ብስራት - ግድብ ህዳሰ!…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ምስ ዝተመረፁ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዘቲዮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሃገራዊ ምርጫ መጅሊስ ዕዉት…
ኣብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ልዑል ውፅኢት ዘምፀአ ተምሃራይ … ካሊድ በሽር
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ተምሃራይ ካልኣይ ብርኪ ፍሉይ ኣዳሪ ቤት ትምህርቲ ዶዶላ ኢፈ ቦሩ ዝኾነ ካሊድ በሽር ኣብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 591 ብምምፃእ ብብርኪ ሃገር ልዑል ውፅኢት ኣመዝጊቡ፡፡
ከም ሓበሬታ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ ተምሃራይ ካሊድ…
ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ስፖርት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ስፖርት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ነፊሳ ኣልማህዲ ምስ ሚኒስትር ፌዴሬሽን ስፖርት ሩሲያ ሚካኤል ዴግትያረቭ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛቲየን፡፡
እተን ሚኒስትር…
ጉዳይ ዘለዎም ሰባት ኣብ ዘለዉዎ ኣገልግሎት መጋባእያ ዝረኽቡሉ ዲጅታል ኣሰራርሓ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ ዘለዎም ሰባት ኣብ ዘለዉዎ ኣገልግሎት መጋባእያ ዝረኽቡሉ ዲጅታል ኣሰራርሓ ኣብዚ ወርሒ ኣብ ሰበር ሰማዒ መጋባእያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክጅመር ኢዩ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምክትል ፕሬዚዳንት መጋባእያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዳኛ…
ተፈተንቲ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ውፅኢት ዝረኽቡሎም ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈተንቲ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ውፅኢት ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዝረኽቡሎም ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም፡፡
ብመሰረት እዚ ተፈተንቲ ብዝስዕቡ ኣድራሻታት ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ውፅኢቶም ክርእዩ ይኽእሉ፡፡
ዌብ ሳይትን ቴሌግራምን ኣድራሻ…