Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዕዙዝ ዓወት ዝተመዝገበሉ ዝተዋደደ ስራሕቲ ዕቀባ ማይን ሓመድን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብፍሉይ ትኹረት ዝተወገነ ዝተዋደደ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ልዑል ዓወት ተመዝጊቡ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኢያሱ ኤሊያስ (ፕ/ር)።
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብምኽንጣት ምጉሕጓ መሬት ደለል…
ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝደመቐን ምስሊ ሃገር ብዝሃንፅን ብዝግባእ መልክዑ ተኸቢሩ ንኽዛዘም ንዝገበረ ኣስተዋፅኦ ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዘይ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም እኹል ምድላው ተገይሩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዘይ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም እኹል ምድላው ተገይሩ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡
ፓርቲ ብልፅግና መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት…
ናይ ለውጢ መንግስቲ ቱሪዝም ከም ሓደ መሰረት ኢኮኖሚ ብምውሳድ ብትግሃት ሰሪሑ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናይ ለውጢ መንግስቲ ቱሪዝም ከም ሓደ መሰረት ኢኮኖሚ ብምውሳድ ብትግሃት ሰሪሑ ኢሎም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝበሉዎ፥ ኢትዮጵያ ምስ ለውጢ…
በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንምርግጋፅ ፌደራል ስርዓት ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣፈጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንምርግጋፅ ፌደራል ስርዓት ዕዙዝ ግደ እናተፃወተ ይርከብ ኢሎም።
ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን…
ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ዩቲዩበር ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ዑደት…
ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ዩቲዩበር ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ዑደት…
በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ፅባቐ ኢትዮጵያ ብዘጉልህ መገዲ ክኽበር ኢዩ – ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ፅባቐ ኢትዮጵያ ብዘጉልህ መገዲ ክኽበር ኢዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ።
እቶም ዋና ኣዛዚ ምስ ላዕለዎት መኮንናት እቲ ትካል ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ እቲ በዓል ካብ 15…
መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ፈጢሩ ኢዩ – ኣይተ ኣህመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ፡፡
ኣብ ትሕቲ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክ ዝርከብ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ናይ ንግዲ…
ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ሆሳእና ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ሆሳእና ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንትና ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ…