Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓምለዋይ ልምዓትን ቱሪዝምን ተስፋ ናይ ፅባሕ ወለዶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ስነ ምህዳርን ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲን ብምሕላው ንወለዶ ክመሓላለፍ ዝገብር ዘላቒ ከይዲ ልምዓት እዩ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ክሌማዊ ለውጢ ብከላ ኣካባቢን ንዓለምና ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናፈተኑዋ ዝርከቡ ዓበይቲ ብድሆታት እዮም።…
ሉዓላውነት ሃገርን ዋሕስ ሰላም እቲ ዞባን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሉኣላውነት ሃገርን ድሕነት ህዝብታትን ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ንሰላምን ድሕነትን ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካን መላእ ኣህጉር ኣፍሪካን ዋሕስ ኮይኑ ዝፀንሐ ዓቢዪ ትካል እዩ።
ኣብ ታሪኽ ኣጋጣሚታት ህልውና ሃገር ዘረጋገፀን ኣብነት…
ዓወታት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራት ዝኽተለኦም ኣንፈታት ዝምድናታት ወፃኢን ዲፕሎማሲን ኣብ መስርሕ ዕቤተን ወሳኒ ግደ ይፃወት።
ኢትዮጵያ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ሃገራዊ ረብሓኣ ዘረጋግፅ፣ ክብሪ ዜጋታት መሰረት ዝገበረ፣ ዞባዊ ፅልዋኣ ንምዕባይን ብዙሕ ወገናዊ ዝምድናታት…
ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሕ ተራ ትፃወት ኣላ – ኣሜሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሕ ተራ ትፃወት ኣላ ኢሎም ልኡኽ ምክልኻል ኣሜሪካ።
መበገሲኡ ካብ ሮድ ኣይላንድ ዝገበረ ጉጅለ ልኡሕ ምክልኻል ኣሜሪካ ኣብ ማእሐል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።…
ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ በቢጉጅለታት ዝተጠርነፉ ምኽረ ሓሳባት ናይ ምጥዕዓም ስራሕ ይዛዘም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ብጉጅለታት ዝተጠርነፉ ምኽረ ሓሳባት ናይ ምጥዕዓም ስራሕ እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ።
ምክትል ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ሂሩት ገ/ስላሴ፤ ኣብ ህሉው ኩነታት እቲ ጉባኤ ዝምልከት መግለፂ…
ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንህዝቢ ክልል ትግራይ ናብ ኩለመዳይ ቅልውላው የቃለዖ ኣሎ – ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባል ኣስፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ስምረት ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)፣ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ትግራይ ኩለመዳያዊ ቅልውላው የውርድ ኣሎ ኢሎም።
ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)፥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ቀረባ እዋን መሰል ህዝቢ…
ሃገራዊ ዘተን መተኣኻኸቢ ያታን ንህንፀት ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኽብሪታት ምክክርን መደመርን ዝህነፅ መተኣኻኸቢን ገዛኢን ያታ፣ ዝፀንዐት፣ ዝማዕበለትን ናይ ኩሉ ሰብ ማዕረ ገዛ ዝኾነትን ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል እዩ።
መበቆል ጥንታዊ ዘርኢ ሰብ ዝኾነት ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ብዙሓት ፖለቲካዊ ወጥሪታትን…
ሓዳሽ ኢትዮጵያ ናብ ባሕሪ እንትትግስግስ ናይ ታሪኽ ዕንቅፋት ኣቃኒዓ ኣቐዲማ ናብ ዝነበረቶ ናይ ክብሪ ቦታ ክትምለስ እያ
ጥንታዊት ውፅኢት ፅንዓት ብዙሓት ህዝብታት ዝኾነት ሃገርና ኢትዮጵያ፣ ብዙሓት ዓበይቲ ታሪኻትን ስልጣነታትን ዝወነነት እኳ እንተኾነት፤ ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ብዘይ መውፅኢ በሪ ባሕሪ ብምፅናሓ ኢኮኖሚያዊን ጂኦፖለቲካዊን ዓቕማ ተገዲቡ ፀኒሑ እዩ።
እንተኾነ ግን፣ ብፅኑዓት ጀጋኑ ዝተሃንፀ…
ሌ/ጄ ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌተናል ጄኔራል ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም፡፡
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ንሌ/ጄ ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ከምዝሾሙዎም ሓበሬታ ፖሊስ እቲ ክልል…
ኣገልግሎት ጥዕና ብፅሬት ንሕብረተሰብ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ዘላቒን ጥንኩርን ቁጠባዊ ዕቤት ሓንቲ ሃገር ጥዕናኡ ዝተሓለወ ሕብረተሰብ እዩ።
ጥዑይን መፍረያይን ሕብረተሰብ ንምህናፅ ድማ ኣገልግሎት ጥዕና ብፅሬትን ብሰፊሑን ተበፃሒ ምግባር ኣገዳሲ እዩ።
ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት ናይ ለውጢ…