Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምኽረ ሓሳባት ኣጀንዳ ን4 ሲሕ ተሳተፍቲ ጉባኤ ይቐርቡ ኣለዉ

ምኽረ ሓሳባት ኣጀንዳ ን4 ሲሕ ተሳተፍቲ ጉባኤ ይቐርቡ ኣለዉ ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፀንሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ መወዳእታ ምዕራፍ በፂሑ ኣሎ። ኣብ ሸሞንተ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ክዝትዩ ዝፀንሑ 4 ሸሕ ተሳተፍቲ ጉባኤተኛታት፤ ኣብዚ ሕዚ እዋነ ኣብ ነፍሲ ወከፍ…

ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ጥንኩራት ሰብ ሞያ ቴክኖሎጂ ምፍራይ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ጥንኩራት ሰብ ሞያ ቴክኖሎጂ ምፍራይ ይግባእ ኢሉ ኩባንያ ቦይንግ። ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ቦይንግን ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሃገር ዝመፅኡ ተማሃሮ ን6 ሰሙን…

ባሕሪ ዝተኸልከሉ ባሕረተኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ንኢትዮጵያ ትማሊኣን ሎሚኣን እዩ። ናይ ትማሊ ታሪኻ ካብ ዓበይቲ ማያት ዝተቐድሐ እዩ። ናይ ሎሚን ፅባሕን ምዕባለኣ እውን ካብ ማይ ዝተነፀለ ኣይኮነን። ቀዳሞት ኢትዮጵያውያን መስመራት ባሕሪ ተቖፃፂሮም ነይሮም። ዓለም ለኸ ንግዲ ኣተኣሳሲሮም…

ህዝቢ ትግራይ ግፍዒን መከራን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንምምካት ቃልሱ ከደልድል ኣለዎ – ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ክልል ትግራይ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብቲ ክልል እናብፀሖ ዝርከብ ግፍዒን መከራን ንምምካት ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ ከጠናኽር ኣለዎ ኢሎም ኣቦ መንበር ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታ ከበደ ኣሰፋ። ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ምስ ታሪኻዊ ፀላእቲ ኢትዮጵያ…

ብናፅነት ተዓጂቡ ዝደምቕ ፅባቐ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክረምቲ እናሓለፈ፣ ሓርየት ሩባታት እናፀረዩ፣ ነሓሰ እናተወድአ እንንትኸይድ ኣዋልድ ብናፍቖት ዝፅበያኦ ግዜ ደበኽ ይብል። መሬት ለምለም እንትትከውን ጎራዙ ብባህላዊ ክዳውንቲ ይምዕርጋ። ካብ ኣፍ እተን ጎራዙ ኣብ እዋን እቲ በዓል ፅያፍ ቃል…

ኢትዮጵያ መብፅሒት ኢኮኖሚ ጥዕና ኣፍሪካ ንምዃን ትሰርሕ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መብፅሒት ኢኮኖሚ ጥዕና ኣፍሪካ ንምዃን ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መበል 13 ኮንፈረንስ ፌዴሬሽን ጥዕና ምብራቕ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ጥዕናን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 6ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ ኣካይዱ።

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 6ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ ኣካይዱ። እቲ ካቢኔ ኣብ ና ሎሚ መዓልቲ ኣኼባኡ ኣብ ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፦ ንተጠቀምቲ ማሕበረሰብ ሓቆፍ መድሕን ጥዕና ዝኸፍልዎ ክፍሊት ንምምሕያሽ ኣብ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ…

4 ሺሕን 400 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናብ ስራሕ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2018 በጀት ዓመት 4 ሺሕን 400 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ኣትዮም ኢሎም ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም የካይድ ኣሎ።…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዓውዲታት ምክልኻልን ፀፅታን ስትራተጂካዊ ምትሕብባር ንምምስራት ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዓውዲታት ምክልኻልን ፀፅታን ሓፈሻዊ ስትራተጂካዊ ምትሕብባር ንምምስራት ኣብ ስምምዕነት በፂሐን። ብዋና ዳይሬክተር ዝምድናታትን ወፃኢ ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሚኒስቴር ምክልኻል ሜጀር ጀነራል ተሾመ ገመቹ ዝተመርሐ ላዕለዋይ…

መሶብ፣ ካብ ኣገልግሎት ንላዕሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሶብ ንዘመኑ ዝጠልብ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣብ ትሕቲ ሓደ ማእኸል ዝህብ ብምዃኑ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣገልግሎት መንግስቲ ምርካብ ቀሊል ኮይኑ ኣሎ። ቅድሚ ሕዚ ንኣቢያተ ዕዮ መንግስቲ ምልማን፣ ካብ ሓደ ቢሮ ናብ ካሊእ ምንክርታት፣ ከምኡ’ውን ኣብ…