Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርት ኣብ ምርኻብ ንዘርአዩዎ ዕዙዝ ኣመራርሓ ተሸሊሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ኩለመዳያዊ ዕቤትን ምዕባለን ዘድህብ “ኣፍሪካ ፕሮስፔሪቲ ዲያሎግ 2025” ኣብ ጋና ኣክራ ተኻዱ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርትኣብ ምርኻብ መገዲ ኣየር…
ሃገር ለኸ ጉባኤ መገዲ ኣብ ጎንደር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ መገዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ከምዝበለኦ÷ ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዓውዲ መገዲ ዕዙዝ ብፅሒት ኣለዎ።…
ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ገምጋም፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣመራርሓ ፓርቲን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት…
ፖሊስ ፌዴራል መበገሲታት 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ መበገሲታት ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ናይ ዘጋጠሙ 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ።
ዲፓርትመንት ምርመራ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብኣዋጅ…
ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ።
እቲ ደገፍ ካብ ኤጀንሲታት ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ፈንድን ብምትሕብባር ዝተገበረ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዘውፀኦ ሓበሬታ የረድእ።
እቲ ዝተገበረ ደገፍ ንዝተፈላለዩ…
መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ገሊፆም።
እቲ ዋነናአፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣገልግሎት ፅዕነት ባቡር ካብ…
ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን።
ኣብቲ ዑደት፥ ኣብታ ከተማ ኣብ ምዕራፍ ሓደ ዝተዛዘመ ልምዓት ኮሪደር ፒያሳን ሕድሳትን ፅገናን ኣብያተ መንግስቲ ፋሲልን ስራሕቲ…
ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት መሰል ዜጋታትን ረብሓ ሃገርን ዘሐሉ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት መሰል ዜጋታትን ረብሓ ሃገርን ዘሐሉ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ሃገር ዘሐሉ ከምዝኾነ ምክትል ኣተሓባባሪት ብሄራዊ ፕሮግራም መለለዪ መንነት ራሄል ይትባረክ ገሊፀን።
እተን መተሓባባሪት "ፋይዳ ንኢትዮጵያ" ብዝብል…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ሰብሳቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን ወ/ሮ እጸገነት መንግስቱ፥ ኢንስቲትዩት ፈትሒን ሕጊን ፌዴራል ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ዝተሰናድአ ረቂቕ ኣዋጅ ዝጠመተ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳብን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ተሃኒፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ከምዝተሃነፁ ኮርፖሬሽን ምምሕዳር ቦታታት መሀደሲ ህዝቢ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ወ/ሮ ነጻነት ዳባ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ብመንግስቲን ዝተፈላለዩ…