Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መራኸብቲ ሓፋሽ ረብሓ ሃገርን ህዝብን ንምሕላው ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ – ሙዓዘ ጥበባት ዲ/ን ዳኒኤል ክብረት
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ረብሓ ሃገርን ህዝብን ንምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙዓዘ ጥበባት ዲ/ያ ዳኒኤል ክብረት።
ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ዘለዎም ግደ…
ኣብ ሰሙን 1 ሚሊየን ዜጋታት ንፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ይምዝገቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሰሙን 1 ሚሊየን ዜጋታት ንፋይዳ ዲጂታላዊ መለለዪ መንነት ይምዝገቡ ኢሉ ኢሎም ፕሮግራም ብሄራዊ መንነት።
ዳይሬክተር መዳርግቲ ኣካላትን ርክብ ህዝብን ፕሮግራም ብሄራዊ መለለዪ ሳሚናስ ሰይፉ ምስ ፋና ሚድያ…
ግደ ደቂ ኣንስትዮ ምሁራት ብፍልጠት ሃገር ኣብ ምህናፅ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር እናተመዝገቡ ዘለው ዓወታት ምሁራት ደቂ ኣንስትዮ ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (8…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ኣፍጥር ተሳቲፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ንተኸተልቲ እምነት እስልምና ሰራሕተኛታቱ ኣብ ዘሰናደኦ መርሃ ግብሪ ኣፍጥር ተሳቲፎም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት…
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልዑል ዓቕሚ ብምውዳድ ዝምራሕ ብቁዕ ኣመራርሓ ምፍራይ ጉዳይ ህልውና እቲ ትካል ኢዩ – ሌ/ጄኔራል ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓይሊ ኣየር እናተፈጠረ ዝርከብ ላዑል ዓቕሚ ብምውዳድ ዝምራሕ ብቁዕ ኣመራርሓ ምፍራይ ጉዳይ ህልውና እቲ ትካል ኢዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ፡፡
እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብ ኮሌጅ ኣካዳሚ ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር…
ኣብ ኢትዮጵያ ዘይፍታሕ ሕቶን ፀገምን የለን – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብንግግርን ብምኽክርን ዘይፍታሕ ሕቶ ይኹን ፀገም የለን ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፡፡
እቶም ኮሚሽነር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘካየዶ ከይዲ…
ብልምዲ ኣርሚ 70 እናተብሃሉ ዝፅውዑ ኣብ ጎኒ ነበር ህወሃት ዝነበሩን ዕጥቂ ዝፈትሑን ኣባላት ብከይዲ ተሃድሶ እናሓለፉ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሱዳን ዝፀንሑን ብልምዲ ኣርሚ 70 እናተብሃሉ ዝፅውዑ ኣብ ጎኒ ነበር ህወሓት ዝነበሩን ዕጥቂ ዝፈትሑን ኣባላት ብከይዲ ተሃድሶ እናሓለፉ ከምዝርከቡ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ገሊፁ።
ኣብ ጊዚያዊ ማእኸል ዲሞቢላይዜሽን ኣዋሽ ኣርባ ስልጠና ተሃድሶ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክልተ በዓል 9 ደብሪ ህንፃታት ህንፀት ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀፅ ተወሰኽቲ ክልተ በዓል 9 ደብሪ ህንፃታት ኣጀሚረን፡፡
እተን ከንቲባ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣናእሽቲ ጎጆታት ብምልዓል ክልተ በዓል 9 ደብሪ ህንፃታት ህንፀት ንምጅማር እምነ ኩርናዕ ናይ ምንባር…
ነዳዲ ካብ ዝተቐመጠሉ ተመን ዋጋ ንላዕሊ ዝሸጡ ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ይውዕሉ ኣለዉ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነዳዲ ካብ ዝተቐመጠሉ ተመን ዋጋ ንላዕሊ ዝሸጡ ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ይውዕሉ ኣለዉ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፡፡
እቶም ሚኒስትር ዕድጊት ነዳዲ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ መንግስቲ ንቐረብ ነዳዲ ልዑል ድጎማ እናገበረ…
ፍርያት ቡን ኣብ ልዕሊ ዝኽዝኑ ኣካላት ኣድላዪ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍርያት ቡን ብዘይተገበአ መገዲ ኣብ ልዕሊ ዝኽዝኑን ዝሓብኡን ኣካላት ኣድላዪ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ፡፡
ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን ሚኒስቴር ሕርሻ ይመር ዳውድ፤ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፍርያት ቡንን ዓለም ለኸ ዕዳጋን…