Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፈረንሳይ ነኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ልምዓት ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ – ኣምባሳደር ኣሌክሲስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲን ጥዕና ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሌክሲስ ላሜክን፡፡
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ኣሌክሲስ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት …
ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ይብራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ስዑድ ዓረብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ዝገብራ ኢዩ ኢሎም።
እቶም ኣባልት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መንደር ቤኑና ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ…
ኢትዮጵያን ማሌዢያን ኣብ ወሰንቲ ዓውዲታት ልምዓት ምትሕብባረን ከጠናኽራ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያና ማሌዢያን ንግዲን ኢንቨስትመንትን ሓዊሱ ኣብ ወሰንቲ ዓውዲታት ልምዓት ምትሕብባረን ከጠናኽራ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ።
ላዕለዋይ ቢዝነስ ፎረም ኢትዮጵያን ማሌዢያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋን ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስን ዑደት ገይሮም፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ቀዳማይ ሚኒስትር ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ኣብ ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት…
ዜጋታት ብተመጣጣኒ ሓገዝ ወነንቲ ገዛ ንምግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ልምዓት ገዛ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ከተማ ብተመጣጣኒ ሓገዝ ወነንቲ ገዛ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ 10ይ…
10ይ ፎረም ከተማታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 6 ሕዳር 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ እናተኻየደ ዝቐነየ 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡
ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ፤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ፣…
ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞማዊ ምትእስሳርን ምስ ማሕበር ለኣኽቲ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣፍሪካ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንዓለም ለኸ ለውጢታት ምላሽ ዝህብን ኣብ ኣፍሪካ ፅዕንቶ ፈጣሪን ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢሎም ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር)፡፡
ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር) መበል 75 ዓመት በዓል ኣልማዝ ኢዮቤልዩ እቲ…
ተሳትፎ ህዝቢ ኢኒሼቲቫት ልምዓት ኣብ ምሕጋዝ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ተሳትፎ ህዝቢ ኢኒሼቲቫት ልምዓት ኣብ ምሕጋዝ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ኢሎም፡፡
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባታት ሃላባ፣ ስልጤን ምብራቕ ጉራጌን ዝውገኑ ስራሕቲ…
2ይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ መድረኽ መጀመሪ ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ዝትግበር 2ይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ መድረኽ መጀመሪ ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ፡፡
እቲ ኢንስቲትዩፈት ነቲ መርሃ ግብሪ ኣመልኪቱ ከምዝሓበሮ፤ ከም አቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2019 ጀሚሩ ኣብ ዝትግበር…