Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

እቲ ጉባኤ ዘተ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተን ሃገራዊ ምርድዳእ ዘጠናኽርን እዩ – ተዘይቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እናተኻየደ ዝርከብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፈተን ሃገራዊ ምርድዳእ ዘጠናኽርን ዓብዪ መድረኽ እዩ ኢሎም ተሳተፍቲ እቲ ዘተ። ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዝወከሉ 4 ሽሕ ተሳተፍቲ ዘተ ኣብ ሸሞንተ…

ልኡኽ ካልኣይ ወለዶ ዲያስፖራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካናዳ ዝተወልዱ ህፃናትን መናእሰይን ከምኡ እውን ስድራኦምን ዝሓዘ 120 ኣባላት ዘለውዎ ልኡኽ ካልኣይ ወለዶ ኢትዮጵያውያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ዝበፅሐሉ እዋን፤ ብኣገልግሎት ዲያስፖራ ሚኒስቴር…

ሓምለዋይ ኣሰር ንመፍረያይነት ማንጎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 9፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ሓለዋ ከባቢ ምስ ውሕስነት ምግቢን ኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብምትእስሳር ልዑል ታሪኻዊ ዓወት እናመዝገበ ይርከብ። እዚ መርሃ ግብሪ ካብ ምዕባይ ሽፋን ደኒ…

ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ቀዋሚ ኣጀንዳ ህዝቢን መንግስቲን ኮይኑ ክቕፅል ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ቀፃሊን ቀንዲን ኣጀንዳ ህዝቢን መንግስቲን ኮይኑ ክቕፅል ኣለዎ ኢለን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ። መድረኽ መዛዘሚ በዓል መበል 25 ዓመት በዓል እዮቤልዩ ብሩር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን…

ፈልሲ ጥራሕ ዘይኮነስ ተስፋ ትተክል ከተማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓንቲ ከተማ ንእትምዘን ንመፃኢ ወለዶ እትገድፎ ዘላቒ ልምዓት፣ ብእትሕልዎ ተፈጥሮን ሎሚ እትተኽሎ ፈልሲን እዩ። ኣዲስ ኣበባ እውን ኣብዚ ጉዕዞ ለውጢ ነበርታ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ብሰፊሑ ብምስታፍ መሬታ ሓምላይ ንምሽፋን ካብ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ…

ስርቂ ዘይሕጋዊ ጅለ ህወሓት ክሳብ እርጋን

ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ስልጣን ዘይሕጋዊ ጅለ ህወሓት ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ብግዕዝይናን ዘይሕጋዊ ተግባራትን እናተወግአት፣ ብስርቂ ድማ እናማሰነት ፀኒሓ እያ። ኣነ በይነይ ክበልዕ ብዝብል መርዘኛ ኣተሓሳስባ ዝተበከለ እቲ ዘይሕጋዊ ጅለ፤ ኣብቶም ኣብ ስልጣን ዝፀንሐሎም ዓመታት ንሃገርን ህዝቢን…

‎ዘይሕጋዊ ፍልሰት ንዜጋታትን ሃገርን ልዑል ጉድኣት ዘስዕብ እዩ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይስሩዕ ፍልሰት ኣብ ልዕሊ ዜጋታትን ሃገርን ልዑል ጉድኣት ዘስዕብ እዩ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)። ኢትዮጵያን ማላዊን ዘይሕጋዊ ፍልሰትን ዶብ ሰገር ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእለን ናይ ምርድዳእ…

ዓቕሚ ሓበራዊ ምልማዕ ኢትዮጵያ ፤ ኣፍደገ ባሕሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 8፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈጥሯውን ጂኦ-ፖለቲካውን ሓቅታት ኣብ ምውሳን መፃኢ ዕድል ሃገራት ዓቢ ግደ ይፃወቱ። ካብ 130 ሚልየን ንላዕሊ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ ቀጥታዊ ኣፍደገ ባሕሪ ምስኣና ንቑጠባዊ ዕቤታን ዞባዊ ድሕነታን ዓቢ ብድሆ እዩ።…

ጉጅለታት ስራሕ ኣጀንዳታት ምኽረ ሓሳባት ናብ ዘዋድድ ጉጅለ እናቕረቡ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ዘተ ጉጅለታት ስራሕ ዘዳለውዎምን ዝተሰማምዑሎምን ምክረ ሓሳባትንምንባብ፣ ንምጥዕዓምን ንምውዳብን ንዝተጣየሸ 120 ኣባላት ዝሓቖፈ ጉጅለ ሓሳባቶም እናቕረቡ ይርከቡ። እዚ ኣዋዳዲ ጉጅለ ካብ ሸሞንተ ጉጅለታት ስራሕ…

ደጀን ድሕንነት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ፣ ድሕነትን ሰላምን ህዝባን ብዘተኣማምን ኩነታት እናሓለወ ደጀን ዝኾነ ትካል እዩ። ብመንግስቲ መደመር እቲ ሰራዊት ንግዚኡ ዝሰማማዕ ንምግባር ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ሪፎርም ኣወዳድባ ሓይሊ ሰብን…