Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ማሕበር ስፔሻሊት ቡን ጃፓን ኣብ ዘሰናደኦ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ፡፡
እቲ ዓውደ-ምርኢት ዘጀመሩ ኣብ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን፣ ፕሬዚዳት ማሕበር ስፔሻሊቲ ቡን…
ካልኣይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ ፓርቲ በልፅግና ጀሚሩ።
እቲ ሰልጠና፥ “'የህልም ጉልበት ለእመርታዊ እድገት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።
ካብ ፌዴራል ክሳብ ቀበሌ ዘለዉ 24 ሺሕን 851 ኣመራርሓ ኣብቲ ስልጠና…
ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፍልሰተኛታት መፅለሊት ኢያ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፍልሰተኛታት መፅለሊት ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል…
ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንምግልጋል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንኸገልግል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ነዛ ዓባይን…
ብልፅግና ሃገርና ምቕፃል ዘኽእል ዘተኣማምን ሓይሊ ሰላም ምፍራይ ተኻኢሉ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ብልፅግና ሃገርና ምቕፃል ዘኽእል ዘተኣማምን ሓይሊ ሰላም ምፍራይ ተኻኢሉ ኢዩ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ማእኸል መረጋገፂ ድልዉነት ብምርካብ…
ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር
ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር
ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ካሳንቺስ- እስጢፋኖስ-መስቀል ኣደባባይ- ሜክሲኮ- ቸርችል-ኣራት ኪሎ እና (ንውሓት እቲ ኮሪደር 40.4 ኪ/ሜ)
ጫካ ፕሮጀክት (ሳውዝ ጌት)- መገናኛ- ሃያ ሁለት- መስቀል ኣደባባይ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብዚ ሰሙን ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጠን።
ከንቲባ ኣዳነች ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓ ኮሪደር ኣመልኪተን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ዝርዝር መብርሂ ሂበን።
ቀንዲ…
ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ረብሓ ምትግባር ኩለመዳይ ዕቤት ክውዕል ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምድንፋዕ ኣብ ኣብ ረብሓ ምትግባር ኩለመዳይ ዕቤት ክውዕል ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቴዎድሮስ…
ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።
“ትራንስፎርሜሽን ሎጂስቲክስ ንዘላቒ ምዕባለን ዕብየትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ኣፍልጦ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ናይ ዝነበረ…
ውሕመ ንልምዓት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ቀድምቲ ጉዳያት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝን ምትግባር ዘላቒ ሸቶታት ልምዓትን ንምቅልጣፍ ብዕቱብ ከምዝሰርሕ ኣረጋጊፁ፡፡
ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትማሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን ንዝተሰየሙ ታዬ ኣፅቀስላሴ…