Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣዲስ ኣበባ በቢመዓል ለውጢ እናርአየት ትርከብ – ኣምባሳደር ዴንማርክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ውቁብ ምስሊ ዘላብሱዋ ለውጢታት በቢመዓልቱ እናመዝገበት ትርከብ ክብሉ ሕፁይ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሱኔ ክሮግስትሮፕ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዘርአየቶ ቆራፅነት÷ ንፁህን ምቹውን መንበሪ ከባቢ…
ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ።
ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕን ተሸምቲ ነቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ነቲ ሹመት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑዎ።
በዚ ድማ፡-…
ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ይካየድ ኣሎ።
ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዕድል ኢንቨስትመንት ክንጥቀም ኢና – ሰብ ሃፍቲ ቻይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ምፍራይ ወታደራዊ ክዳውንቲ፣ ጫማ፣ ኮፍያ፣ መከላኸሊ ጥይት ክዋፈሩ ምስ ዝደልዩ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ጂሗ ግሩፕ ቻይና ተዛቲዩ ።
እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ሰፊሕ መፍረያይ ሓይሊ፣…
ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ናብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም።
ኣይተ ኣደም ኣሶሳ ዝኣተዉ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ…
ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸባ እንትኾና፥ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንዝተልዓሉ ሕቶታትን ርእይቶታትን ምላሽን መብርሂን ክህባ ኢየን ተባሂሉ።
ደቡብ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጂታል ዕዳጋ ብሓባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጂታል ዕዳጋ፣ ልውውጥ ባህሊ ወዘተ ብሓባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ።
ሚኒስትር ብግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ጁንግ ኣብ ከልቲኣዊን ጉዳያት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም 2025 ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ መረፃ ኣፔክስ መገደኛታት ናይ 2025 ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ከምዝረጀኸበ ኣፍሊጡ።
ሽልማት ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ብልዕሊ ሓደ ሚሊየን ዝተረጋገፁ ናይ ጉዕዞ…
ኩባንያ ሺንትስ ቁፅሪ ሰራሕተኛታቱ ናብ 30 ሺሕ ንምዕባይ እናሰርሐ ከምዝርከብ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ደቡብ ኮሪያ ዝኾነ ሺንትስ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሳልጦ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ቁፅሪ ሰራሕተኛታቱ ናብ 30 ሺሕ ንምዕባይ ፃዕሪ እናገበረ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሓለፍቲ ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም።
ናይቲ ግድብ ሓፈሻዊ ነባራዊ ኩነታትን ዝተፈላለዩ ክፋላትን ተዘዋዊሮም ከምዝተዓዘቡ ሓቢሮም።…