Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓወልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት ኢትዮጵያውያን ኲናት ኮሪያ ኣብ ርእሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተተኺሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኮሪያ ወፊሮም ዝነበሩ 2 ሺሕን 482 ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽም ዝኻዘ ዝኽሪ ሓወልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሰሪሑ፡፡
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1950 ክሳብ 1953 ኣብ ኲናት ኮሪያ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽሞም…
መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኾነ ይኹን ወሰኽ ዋጋ እንተይተገበረሉ ኣብ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ መሸጢ ዋጋ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡
ዓደልቲ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ ዋጋ ንኽሸጡ…
ውዳበታት ዳያስፖራ ናይ ኩሉ ድምፂ ብማዕረ ዝስመዐሎም ክኾኑ ይግባእ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውዳበታት ዳያስፖራ ንኢትዮጵያ ዝመስሉን ናይ ኩሉ ድምፂ ብማዕረ ዝስመዐሎምን ክኾኑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ምስ…
ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተማለአ ሃገራዊ ምዕባለ ዘምፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተረጋገአ፣ ዝተማለአን ቀፃልነት ዘለዎ ሃገራዊ ምዕባለን ዘምፅእ ከምዝኾነ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም።
እቲ ከይዲ መመሓየሺ÷ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ሓዊሱ ብሓገዝ ዓለም ለኸ መሓዙት…
ኣብ ዞባ ወላይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 11 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ከባቢ ሰዓት 5 ኣብ ዞባ ወላይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 11 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ክሳብ ሕዚ ህይወት 11 ሰባት ከምዝሓለፈ ዘረጋገፁን ቁፅሪ መወትቲ ክውስኽ ከምዝኽእልን ምግላፁ ካብ ቤት ፅሕገት ኮሙኒኬሽን እቲ…
ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ንምፅዳቕ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንምፅዳቕ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ትግባረ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ…
የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ንተጎዳእቲ ወረዳ ጎፋ ገዜ ናይ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ጎፋ ገዜ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕን ደገፍ 5 ሚሊየን ብር ገይሩ።
ነቶም ወገናት ዝውዕል ደገፍ፥ ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትጋላት ሓገዝ…
ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፋውንዴሽን ልምዓት ገፀር ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፋውንዴሽን ልምዓት ገፀር ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ኣብ ዓልኣይ ምዕራፍ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኣብ 7 ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ልምዓት ንፀገም ዝተቓልዑ ክፋላት…
ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ።
ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ፥ ኢትዮጵያ ደቀቕቲ ብሎን እንተይተረፈ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምእተእቲ ተዛሪቦም።…
ሚኒስቴር ሰላም ንዞባ ጎፋ 6 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝውዕን 6 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ዓይነትን ገንዘብን ደገፍ ገይሩ።
ካብ መንጎ እቲ ዝተገበረ ደገፍ፥ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ከምዝተውሃበ…