Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓይሊ ኣየር ብቑዓት ኣመራርሓ እቲ ሰራዊት ንምፍራይ ድሕሪ ለውጡ ውፅኢታዊ ስራ ወጊኑ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ብፍላይ ድማ ብቑዓት ኣመራርሓ ሰራዊት ንምፍራይ ድሕሪ ለውጢ ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ገሊፆም።
ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ዘሰልጠኦም ካብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ።
ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ንክልተ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ተሳቲፎም።
ኣብቲ መድረኽ…
ኣብ ከተማ ጎንደር ድሕሪ 12 ሰዓት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ምግናሕ ተኸልኪሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ድሕሪ 12 ሰዓት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ምግናሕ ከምዝተኸልካለ መምርሒ ፖሊስ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ መምርሒ ረዳት ኮሚሽነር ኣየልኝ ታክሎ፥ ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ከተማ…
ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ተዋጋእቲ መሃንዲስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ተዋጋእቲ መሃንዲስ ኣመሪቑ።
ዋና ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሌተናል ጄኔራል ሰለሞን ኢተፋ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓዊ ጥፍኣት ብምልኳስ ንምንጋዕ ሰላም ዝንቀሳቐሱ ግብረ…
ኣብ ትግራይ ልዕሊ 35 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝሽፍን ካርታ ተኸላ ፈልሲ ተዳሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 35 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝሽፍን ካርታ ተኸላ ፈልሲ ከምዝተዳለወ ቢሮ ሃፍቲ ተፈጥሮን ሕርሻን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ።
ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን እዋን ክረምቲ ዝትከሉ ፈልስታት እኹል ክንክንን ሓለዋን ንክግበረሎም ዘኽእል…
ኢትዮጵያ ተሓጋዛይነት ንምትራፍ ኣመራርሓ ብቑርፀኝነት ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃፍቲ ተፈጥሮኣ ብልማዕ ተሓጋዝነት ንምትራፍ ዝጀመረቶ ሽቶ ንምዕዋት ኣመራርሓ ብቑርፀኝነት ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል፥ " ካብ ተሓጋዝነት ናብ መፍረያይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ክብሪ፣ ነፃነትን…
ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብኣሰናዳእነት ሩሲያ ክሳለጥ ዝፀንሐ ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ተዛዚሙ።
እቲ ፎረም ካብ 10 ክሳብ 14 ሰነ 2016 ዓ.ም ክካየድ ዝቐነየ እንትኸውን፥ “ብሪክስ ቺፍ ጀስቲስ ፎረም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝነበሮ…
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ግዙፍ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ሸገር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ግዙፍ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ሸገር ተጀሚሩ።
ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓማውቲ ከምዝዛዘም ዝተገለፀ እቲ 150 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ፥ንኹለን ከተማታት ክፍላተ ከተማ ሸገር ከምዘራኽብ ተሓቢሩ።
ኣብ ቀዳማይ ዙር ብ4…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም እተካይዶ ዘላ ስራሕ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብሪሃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዓውዲ ቱሪዝም ዝሃበቶ ልዑል ጠመተን እተካይዶ ዘላ ሰፊሕ ስራሕቲ ልምዓትን ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብሪሃ።
ጉባኤ ሚኒስትራት ቱሪዝም ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ንኢትዮጵያ…
ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ፍሉይ ላዕለዋይ መዓርግ ጦላይ ምልምል ወተሃደራት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ፍሉይ ላዕለዋይ መዓርግ ጦላይ ምልምል ወተሃደራት ኣመሪቑ።
ኣብስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሓላፊ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጀኔራል ደስታ ኣብቼ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ላዕለዎት…