Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ንእትርከብ ኩለመዳይ ልምዓት ተሳትፎ ዜጋታ ዕዙዝ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ንእትርከብ ኩለመዳይ ልምዓት ተሳትፎ ዜጋታታ ዕዙዝ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፡፡
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ኣዳማ "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ዘተ ተኻዱ።…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 106 ናይ ቀበሌ ኣባይቲ ንዓቕመ ደካማ ነበርቲ ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ጠዋሪን ደጋፊን ንዘይብሎም ዓቕመ ደካማታት፣ ንጉዱኣት ኣካል፣ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡን ነበርቲ እታ ከተማ 106 ናይ ቀበሌ ኣባይቲ ኣረኪበን።
እተን ከንቲባ ኣብቲ…
ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ብብሄራዊ ረብሓ ዘይደራደርን ዜጋ ንምፍጣርን ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡
ኣብ ልምዓት ኪነ ጥበብን ፈጠራ ኪነ ጥበብን…
ከንቲባ ኣዳነች ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪ ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪን መሸጢን ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣብታ ከተማ እናተተግበሩ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ዜሮ ሸቶ…
ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ን24 ነጥቢ 8 ሚሊየን ህፃናት ክወሃብ ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር ን24 ነጥቢ 8 ሚሊየን ህፃናት ክወሃብ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡
እተን ሚኒስትር ሃገራዊ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ኣጀሚረን።…
ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያ ዝተርኣየሉ መድረኽ ኣብ ስዑዲ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንፈላመማእዋን ኣብ ሪያድ ሲዝን መርሃ ግብሪ 2025 ተሳቲፋ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር)፥ እቲ ዓለም ለኸ ምድላው ንኢትዮጵያ ብዙሓት ረብሓታት ዝህባ ኢዩ ኢሎም።
ኢትዮጵያ…
ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ(ለውሲ ህፃናት) ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ።
ብወፍሪ ገዛ ንገዛ ዝወሃብ ዘሎ እቲ ክታበት ካብ 3 ክሳብ 6 ታሕሳስ 2018 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣…
ግዕዝይና ዝፅየፍ ማሕበረሰብ ንምቕራፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዕዝይና ዝፅየፍ ማሕበረሰብ ንምቕራፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
“ትውልዲ ብስነ ምግባር፣ ትካላት ብኣሰራርሓር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 22 ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብብርኪ ኣዲስ…
ንምዕባለ ኢትዮጵያ ወሳኒ ምቅልጣፍ፣ ምፍጣር፣ ምብዛሕን ምፅራይን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ምቅልጣፍ፣ ምፍጣር፣ ምብዛሕን ምፅራይን ዝብሉ መገዲታት ወሰንቲ እዮም።
ሓላፊ ዘፈር ዓለም ለኸ ርክብ ህዝብን ፓርቲ ብልፅግናን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ…
ተበፃሕነትን ኣገልግሎትን መለለዪ መንነት ፋይዳ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነትን ኣገልግሎትን ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ብሄራዊ ፕሮግራም መታወቅያ።
ዳይሬክተር ሳይበር ድሕንነት እቲ ፕሮግራም ካሳዬ ታፈሰ (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ናይ ባዮሜትሪክ መረዳእታታት ዘካተተ እቲ…