Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ስርዓት ጥዕና ኣፍሪካ ብናይ ባዕልና ዓቕሚ ፋይናንስ ኣብ እንሃንፀሉ ታሪኻዊ እዋን ንርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስርዓት ጥዕና ኣፍሪካ ብናይ ባዕልና ዓቕሚ ፋይናንስ ኣብ እንሃንፀሉ ታሪኻዊ እዋን ንርከብ ኢሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ ኣብ ጋና ከተማ ኣክራ ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግና ናብራ ህዝቢ ንምምሕያሽ ዝጀመሮም ጭቡታት ለውጥታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ብዝተዋደደ ስራሕ መንግስቲን ፓርቲን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምስፋሕ፣ ዕዳጋ ንምርግጋእን ምኽባር ናብራ ንምካይን ዝጀመሮም ጭቡጣት ስራሕቲ ብዝበለፀ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና…

ዘይፍትሓዊ ስምምዓት ክፍፍል ሃፍቲ ማይ ንምቕፃል ዝዓለመ ፕሮፓጋንዳ ግብፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ነዚ ዞባ ሓዱሽ ምዕራፍ ልምዓት ሓይሊን ምትሕብባርን ከፊቱ ኣሎ። ይኹን እምበር መራኸብቲ ሓፋሽን መንግስታዊ ኣካላትን ግብፂ ነዚ ጉዳይ ከም ሕፅረት ማይ ብምቕራብ ፖለቲካዊ ፀቕጢ ንምፍጣር ይጥቀሙሉ ኣለዉ። ምህናፅ እቲ…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ – ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 15፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ስምረት ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ ኢሎም። ኣቶ ሃፍቱ ከም ዝበሉዎ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንመናእሰይ እቲ ክልል…

ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ንምስፋሕን ተበፃሕነቱ ንምጥንኻርን ስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)መፍረያይነት ዓውዲ ሕርሻ በዝበለፀ ንምዕባይ ሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት ሕርሻ ናይ ናይ ምትግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚት ስራሕ ኤክስቴንሽን ሕርሻ የኔነሽ ኤጉ ከም ዝበለኦ፤ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ…

ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኢኮኖሚ ሃገራት ኣፍሪካን ባሕረ ሰላጤን ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኢኮኖሚ ሃገራት ኣፍሪካን ባሕረ ሰላጤን ንምጥንኻር ብቖራፅነት እናሰርሐት ትርከብ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ሃገራት ኣፍሪካን ባሕረ ሰላጤን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ዝዓለመ መድረኽ ኣብ…

ሃገራዊ ዘተ ዝተረጋገአትን ሓድነታ ዝበርተዐን ሃገር ንምህናፅ ዘኽእል እዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዘይምርድዳእ ብምፍታሕ ዝተረጋገአትን ሓድነታ ዝጠንከረን ሃገር ንምህናፅ ዘኽእል እዩ ኢሎም ምሁራን ዩኒቨርሲቲ ጅማ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ መምህር ነፅናዕቲ ፖሊሲን መሪሕነትን ፍሬው ኣምሳሉ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ከይዲ ህንፀት ሃገር ምስ…

ንክልል ኣየር ሃገር ብጥንቃቐ ዝሕሉ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ … ንስሪ ሰማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሉኣላዊነት ሓንቲ ሃገር ብዘተኣማምን መንገዲ ንምሕላው ካብ ዘድልዩ ነገራት ሓደ እዋናዊ ሓይሊ ኣየር ምህናፅ ቀንዲ ተረቋሒ እዩ። ሓይሊ ኣየር ሓንቲ ሃገር ንክልል ኣየራ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብንቕሓትን ብጥንቃቐን ናይ ምሕላው ሓላፍነት ኣለዎ።…

ተሞክሮ ግፋ ካብ ሻዕቢያ ዝቐድሐ ዘይሕጋዊ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብዚ ቐረባ እዋን ንመናእሰየ እቲ ክልል ብግዲ እናገፈፈ ናይ ውግእ ፃውዒት የስምዕ ኣሎ። ካብ ዝፍጠር ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ካብ ኲናት ወፃእ ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ናይ ምፍታሕ ታሪኽ ዘይብሉ እዚ ዘይሕጋዊ ጉጅለ፤ ምስ ወፃኢ ሓይልታት…

ብመናእሰይ ተቓውሞ ዝገጠሞ ገበን ግፋ ዘይሕጋዊ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብግልፂ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ መናእሰይ ክልል ትግራይ እናተፈፀመ ዝርከብ ኣገዳዲ ግፋ፣ ማእሰርቲን ተግባር ጭቆናን ጠጠው ክብል ይግባእ ኢሎም ካብ ግፋ ዘምመለጡ መናእሰይ ተወለድቲ ክልል። እቶም…