Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
አዲስ አበባ፣ ግንቦት 6፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ሮናልድ ላሞላ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዝገበሩዎ…
ስነ ስርዓት ቀብሪ ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዘገየ ኣስፋው ኣብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሴ ተፈፂሙ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኮሚሽን ኮሚሽራትን ሰብ ሞያታትን፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ስድርኦምን ፈተውቶምን…
ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣትሌት የብርጓል መለስ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀብሪ ኣትሌት የብርጓል መለስ ሎሚ ተፈፂሙ።
ስነ ስርዓት ቀብሪ እታ ኣትሌት ኣብ መንበረ ፀባኦት ኣብ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሴ፤ ፈተውታን ስድርኣን፣ አመራርሓ ኣባላት ምኽልካል ሃገር ኣብ ዝተረኸብሉ ብማርሽ ባንድ ተዓጂቡ ተፈፂሙ።…
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተዛቲዮም፡፡
ዘተ ክልቲኦም ወገናት ዝተገበረ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡
ጉባኤ…
ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ሕቡራት መንግስታት ምኽንያት ብምግባር ፍሉይ እካብ ቴምብር ዕላዊ ዝገበረትሉ መርሃ ግብሪ ትማሊ ተኻይዱ።
ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ ዘልዐሉዎም ዋና…
መረፃ ካርዲ ወሲዶም ድምፂ ንምሃብ ዝተዳለው ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልምዓትን ምዕባለን ሃገርና ይጠቅም እዩ ዝበልዎ ፖለቲካ ፓርቲ ድምፆም ንምሃብ ተዳሊና ኢሎም፡፡
ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተመዝጊቦም ካርዲ ዝረኸቡ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ካርዲ ካብ ዝወሃቦም ኣትሒዞም መዓልቲ መረፃ ይፅዩ…
ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዘዚሙቀ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንሸውዓት መዓልቲታት እናተኻደ ዝቐነየ ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ሎሚ መዓል ተዛዚሙ፡፡
እቲ ምልኣተ ጉባኤ ብዛዕባ ሰላም ሃገር፣ ብዛዕባ ሓድድነት ቤተ ክርስቲያን፣…
ኣብ እዋን ኲናት መቕደላ ብብሪጣንያ ዝተወሰዱ ቅርስታት ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ እዋን ኲናት መቕደላ ብብሪታኒያ ዝተወሰዱ ቅርስታት ሎሚ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም።
እቶም ድሕሪ 158 ዓመታት ናብ ኢትዮጵያ ዝተመልሱ እቶም ቅርስታት ቁንዳል ፀጉሪ፣ ቁራፅ ክዳንን ወርቂ ኣምባርን ሃፀይ ቴዎድሮስ ምዃኑ ተገሊፁ።…
መናእሰይ ኣብቲ ዓውዲ ብቑዓትን ተወዳደርትን ንኽኾኑ ብትግሃት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ መናእሰይ ኣብቲ ዓውዲ ብቑዓትን ተወዳደርትን ንኽኾኑ ብትግሃት ይስራሕ ኣሎ ኢለን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ሳርቤትን ከባቢ ቫቲካንን ዝተሃንፁ ናይ ስፖርት…
ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ፈረንሳይን ሓድሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ፈረንሳይን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ልዑል ግደ የበርክት ኣሎ፡፡
ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ 2026 ብፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ብፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶን ብሓባር ኣዳልዮም፡፡…