Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝተጀመሩ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ብሰሌጤንን ፅርየትን ንክፍፀሙ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመሩ ህንፀት ልምዓት ኮሪደርን ካልኦት መሰረተ ልምዓታት ብሰሌጤንን ፅርየትን ንክፍፀሙ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ሎሚ ንጎሆ ካብ ኡራኤል ብራስ፣ ቦሌ መድሃኒዓለም…
ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ ወረቐት ምስክር ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ ወረቐት ምስክር ሂቡዎ።
እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን ስምረት ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ ወረቐት…
ንድሕንነት ፋይዳ ታሴራ ዝኸውን ኣገልግሎት ዲጂታል ሰርተፊኬት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት፥ ንድሕንነት ፋይዳ ታሴራ ዝኸውን ኣገልግሎት ዲጂታል ሰርተፊኬት ብዕሊ ኣጀሚሩ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ትእግስት ሃሚድ፥ እቲ ኣገልግሎት ንዜጋታት ዝህቦ ሕድ ሕድ ዲጂታል ታሴራ ሓቃዊ፣ ክረጋገፅ ዝኽእልን…
በቢዓመቱ 18 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝውውር ዲጂታል ገንዘብ ይካየድ-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዲጂታል ምህዳር ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 18 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝውውር ዲጂታል ገንዘብ ይካየድ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ መበል ካልኣይ ኮንፈረንስ ዲጂታል ክፍሊት…
ኣብ ከተማ ጎንደር ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምሒ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣብታ ከተማ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ምንቅስቓስ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ ኢሉ፡፡
ኣዛዚ እቲ መምርሒ ኮማንደር ኣንተነህ ቴዎድሮስ ከምዝበሉዎ÷ ኩነታት ፀፅታ እታ ከተማ ስለዝተመሓየሸን ዘተኣማምን ሰላም ስለዘሎን ነበርቲ…
ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ መውሃቢ ድምፂ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕለት 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
ብመላኩ ገድፍ
…
ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ሃገርና ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ተኸዲኖም ኣብ ኣደባባይን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥንን ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ተጠርጠርቲ ኣብ መበል ሳልሳይ ጂ ፓወር ቲክቶክ ክሬቲቭ ኣዋርድ ካብ ባህሊን ስነ…
እቲ ስምምዕነት ሰላም ህዝቢ ገፁ ናብ ልምዓት ንከዙር ዕድል ዝህብ ኢዩ – ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራን(ኣፋህድ) ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ህዝቢ ገፁ ናብ ልምዓት ንከዙር ዕድል ዝህብ ኢዩ ኢሎም ምሁራን።
ተመራማሪ ሰላምን ፀፅታን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ሙሉጌታ ኣየለ (ዶ/ር) ንፋና…
ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ማዕርነት መሰረታት ብምውዳድ ዝተሓፈረት ኢትዮጵያ ነፅንዕ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ፍትሒን ማዕርነትን መሰረታት ብምውዳድ ዝለምዐት፣ ዝተኸበረትን ዝተሓፈረትን ኢትዮጵያ ነፅንዕ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ።
መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን "ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ…
ናይ ሓባር ገዛና መሰረቱ ከየናወፀ ንምንባር ናይ ሓባር መንነት ክህልወና ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ናይ ሓባር ገዛና መሰረቱ ከይተናወፀ ንምንባር ናይ ሓባር መንነት ክህልወና ይግባእ ኢሎም።
መበል 20 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ "ዲሞክራስያዊ ምርድዳእ…