Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዝሃበቶ ምላሽ – ሓምለዋይ ኣሰር
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለምና ኣብዚ ሕዚ እዋን እናፈተኑ ካብ ዝርከቡ ጉዳያት ክሌማዊ ለውጢ ዘስዐቦም ፅዕንቶታት ብቕድሚት ስርዑ።
ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ዝህብ ስጉምቲ ጀሚራ ዝተፈላለዩ ተግባራት እያናወገነት ትርከብ።
ካብ ሞንጎ እዞም ተግባራት ጭቡጥ ለውጢ…
መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናሩ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናሩ ክቕፅል ኢዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ብልዕሊ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኦሲስ…
ተረባሕነትን ቁልፊ ውሳነ ወሃባይነትን ደቂ ኣንስትዮ ንኽረጋገፅ ሰሪሕና ተሳኺዑልና ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ተረባሕነትን ቁልፊ ውሳነ ወሃባይነትን ደቂ ኣንስትዮ ንኽረጋገፅ ሰሪሕና ተሳኺዑልና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ እንኳዕ…
ፓርቲ ብልፅግና ደቂ ኣንስትዮ ስሳተፋሉ ምንቅስቓስ ጎስጓስ መረፃ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፓርቲ ብልፅግና ደቂ ኣንስትዮ ስሳተፋሉ ምንቅስቓስ ጎስጓስ መረፃ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብታ ከተማ ተረባሕነት ዜጋታት ንምርግጋፅ ዝተሰርሑ ዓበይቲ ተግባራት ተጋዊሖም።
ብፍላይ ድማ ደቂ…
ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ስነ-ስርዓት በዓለ ሲመት ዝምረፁ ፕሬዝደንት ጅቡቲ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁን ሁዋን ተዛትዮም፡፡
ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምትግባር ንምቅልጣፍን ዘጋጠሙ ብድሆታት ብሓባር ንምፍታሕን ኣብ…
ኣክቲቪዝም ምስ ረብሓ ዝተሓሓዝ ጉዳይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ኣንቃሓይ ምዃን (ኣክቲቪዚም)ምስ ረብሓ ዝተሓሓዝ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን…
ጫፍ ዝሓዙ ኣተሓሳስባታት መወዳእተኦም ኣይፅብቕን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፖለቲካዊ ይኹን ሃይማኖታዊ ወይ እውን ብኻሊእ ኣተሓሳስባ ጫፍ ዝሓዙ ዋልታ ዝረገፁ ኣተሓሳስባታት ክውገዱ ይግባእ ኢሎም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ''…
ጋዜጠታት ሞያኦምን ሕጊን ብኸመይ ክኽተሉ ከምዘለዎም ክፈልጡ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋዜጠታት ሞያኦምን ሕጊን ብኸመይ ክኽተሉ ከምዘለዎም ክፈልጡ ይግባእ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን…
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝቐረቡሉ ሽመታት ፅዲቑ፡፡
ብመሰረት እዚ
1ይ. ኣይተ ሚሊዮን ማቲዎስ - ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን…