Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዝኾነ ይኹን ምትንኻፍን ክፉእ ሓሳብን ንኢትዮጵያ ካብ ምዕባለ ጠጠው ኣየብላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝኾነ ይኹን ምትንኻፍ፣ ፈተና ይኹን ክፉእ ሓሳብ ንኢትዮጵያ ካብ ምዕባለ ጠጠው ኣየብላን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ሆሳእና እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 20 በዓል መዓልቲ…

ክልል ኦሮሚያ መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክተሰናድእ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብኣሰናዳእነት ክልል ኦሮሚያ ክኽበር ኢዩ። መበል 21 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ጅማ ንኽተሰናድእ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ምላሽ ንኽረክብ ህዝቢ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እጃሙ ንምውፃእ ድሉው ኢዩ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ክልል ማእኻላዊ ኢትዮጵያ ሕቶ በሪ ባሕሪ ምላሽ ንኽረክብ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ብምዃን እጃሙ ንምውፃእ ድሉው ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፡፡ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን…

ብዓይኒ ሕውነት ተረኣኢና ብምድማር ሓሳብ ዝማዕበለት ሃገር ንደቅና ነሕልፍ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነንሕድሕድና ናይ ካሊእ ፅባቐ፣ ሕድ ሕድና ካብ ነንሕድሕድና ዘይንበልፀላ፣ ሓደና ልዕል ሓዴና ትሕት ዘይኮነስ ኩላትና ማዕረ እንኾነላ ብሕውነት ተረኣኢና ብምድማር ሓሳብ ዝማዕበለት ሃገር ንደቂና ነሳግር ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።…

ፓርቲ ብልፅግና ንመበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንመበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ፓርቲ ኣብ መልእኽቱ፥ ናይ ሎሚ መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ካብ 01 ሕዳር ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሓደ ወርሒ ኣብ…

ኣብ ከተማ ደሴ ሰላም ንምፅናዕ ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደሴ "ሃይማኖት መሰረት ሰላም እዩ" ብዝብል ጭርሖ ሰላም ንምፅናዕ ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ከተማ ደሴ ብፎረም ጉባኤ ሃይማኖት ምድላው እናተኻየደ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ሰላም ኣብ ምፅናዕ ጠመተ…

መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ብድምቀት ኣብ ከተማ ሆሳኢና ይኽበር ኣሎ። “ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ነህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ ዘሎ እቲ በዓል፥…

እዚ መድረኽ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዓሊሙ ንዝሓሸ ኣሰራርሓ ፃዕሪ ምግባር ከምዝግባእ ምርድዳእ ዝተፈጠረሉ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ስልጠና ኣመራርሓታት እቲ መድረኽ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዓሊሙ ንዝሓሸ ኣሰራርሓ ፃዕሪ ምግባር ከምዝግባእ ምርድዳእ ዝተፈጠረሉ ኢዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲ፣…

ህብረ ብሄራዊነትና ንብሄራዊ ረብሓና ምውዓል ኣለና- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊነትና ንብሄራዊ ረብሓና ምውዓል ኣለና ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር። መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን፥ “ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕ ኣብ ክልል…

ሲምፖዚየም “መዓልቲ ዘተ ኢትዮጵያዊያን” ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ዝተዳለወ ሲምፖዚየም “መዓልቲ ዘተ ኢትዮጵያዊያን” ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሱ ርእሳነ ምምሕዳር…