Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዝቐርቡለን ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህባ ኢየን፡፡
እቲ ቤት…
ስነ ምግራባዊ ዝኾነ ትግበራ ዝጠልብ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ስነ ምግባራዊ ብዝኾነ መገዲ ክድገፍን ክምራሕን ኣለዎ።
ፈላማይ ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ (ASMIS-2026) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ "ፅዕንቶ ፈጠርቲ ንዝሐሸት ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ኮሚሽን ሃገራዊ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኣፋህድ ዘትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ኢትዮጵያ ምስ መገዲ ሰላም ዝመረፁ 153 መራሕትን ኣባላትን ውድብ ህዝባዊ ፋኖ ኣምሓራ (ኣፋህድ) ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንሰለስተ መዓልታት ዘተ ኣካይዶም፡፡
ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዕጥቂ ዝንቀሳቐሱ…
ሓዱሽ ናይ ፅዕንቶ ድምፂ ዝኾነ ማሕበራዊ ሚዲያ ተስፋ ኣፍሪካውያን ንኸርኢ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ሓድነት ንምህናፅ ዝውሰድ ስትራቴጂካዊ ስጉምቲ ኢዩ ኢሎም ዋና መካየዲ ስራሕ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ሰይፈ ደርቤ፡፡
ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ (Pulse of Africa) ምስ ቴክኖሎጂ ኢንተርፕራይዝ…
ሚዲያ ንሓበራዊ ያታ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ትካላትን ዝተመዝገቡ ዓወታት ዝዝቲ መድረኽ ትማሊ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ ካብ ዘካፈሉዎም ሓሳባት፤ ኣብ ዝኾነ…
መንግስቲ እቲ ለውጢ ዓሞቕቲ ዝኾኑ ሪፎርምታት ሚድያ ኣካይዱ – ወ/ሮ ሃይማኖት ዘለቀ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ለውጢ ዓሞቕቲ ዝኾኑ ሪፎርምታት ሚድያ ኣካይዱ ኢለን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሃይማኖት ዘለቀ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽብሉ "ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ" ብዝብልመሪሕ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ "ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
ኢትዮጵያ ካብ ዘመዝገበቶም ዓወታት ለውጢ እቲ ሓደ ትካላት ሓያልን ኣድማዕን መግለፂ ክኾኑ…
ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ እታ ሃገር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘርእይ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኢትዮጵያ ብባዕላ ትተኣማመን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘርእይ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፡፡
ኣብ 4ይ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ዘካየዱ ፕሬዚዳንት ታዬ÷ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንዕብየት ሃገር…
ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ዑደት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፈላማይ ጉባኤ ተሳተፍቲ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለው፡፡
ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ፕሮጀክትታት ልምዓት ዑደት ይገብሩ…
እዚ ሰሜን ምዕራብ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ክከላኸል ኣብ ዝኽእል ደረጃ እዩ ዘሎ – ጄኔራል አበባው ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ሰሜን ምዕራብ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ክከላኸል ኣብ ዝኽእል ደረጃ እዩ ዘሎ ኢሎም ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ጄኔራል አበባው ታደሰ፡፡
ጄኔራል አበባው ኣብ እዚ ሰሜን ምዕራብ ኣብቲ ምድላው ቀጣና ተረኺቦም…