Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ማሕበራት ሞያ ንውፅኢታዊነት ዝተረፉ ስራሕቲ ኮሚሽን ዘተ  ግዲኦም ከጠናኽሩ ይግባእ-  መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበራት ሞያ ንውፅኢታዊነት ዝተረፉ ስራሕቲ ኮሚሽን ዘተ  ግዲኦም ከጠናኽሩ ይግባእ ኢሎም ዋና ኮሚሽነርኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቲ ኮሚሽን "ማሕበራት ሞያ ኢትዮጵያ ንውፅኢት ሃገራዊዘተ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ የካይድ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ ዘቲዮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ…

ኣብ ጎንደር ሰልፊ ድጋፍ ፃውዒት ሰላም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ጎንደርንዞባ ማእኸል ጎንደርን ትካላት ሃይማኖት ጉባኤ ብሓባር ዘዳለውዎ ሰልፊድጋፍ ፃውዒት ሰላም ሎሚ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ከተማ ጎንደር እናተካየደ ኣብ ዘሎ ሰልፊ ፃውዒት ሰላም ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም። ኣብቲ ሰልፊ…

ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 37 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 37 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን  ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። ገምጋም ኣፈፃፅማ ርባዕ ዓመት እቲ ሚኒስቴር ይካየድ ኣሎ። ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፥…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 26 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ነዛ ሃገር ፈላማይ ዝኾነ ስራሕ ቴክኖሎጂ ህንፀት ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 26 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ነዛ ሃገር ፈላማይ ዝኾነ ስራሕ ቴክኖሎጂ ህንፀት ኣጀሚረን። ኣብዚ ዓመት ካብ ዝሓዝናዮም ቀንዲ ትልሚታት ፈላማይ ንነበርቲ ከተማና ተበፃሕነት ቀረብ ኣባይቲ ምክያድ ኢዩ…

43 ዓለም ለኸን ሃገር ለኸን ጉባኤታት ዘተኣናገደ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ክሳብ ሕዚ 43 ዓለም ለኸ፣ ኣህጉራዊን ሃገራዊን ጉባኤታት ብዓወት ኣተኣናጊዱ፡፡ ላዕለዋይ ክኢላ ዕዳጋን መፅናዕቲን እቲ ማእኸል ኣይተ ቴዎድሮስ ገበያው ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እቲ ማእኸል ንኣዲስ ኣበባ…

ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ናይዚ ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእ ዝፍልፍል ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ን21 ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእን ዝፍልፍል ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝበሎ÷ ግብፂ…

ንማሕበራት ጉድኣት ኣካል ክልል ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዓለም ለኸ መዓልቲ ጉድኣት ኣካል ብምምልካት ንሕብረት ማሕበራት ጉድኣት ኣካል ክልል ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። በዚ ድማ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዊልቼር፣ ክራንች፣ ንምስማዕ ዝሕግዙ…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ..

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ እጃሙ ዕዙዝ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተፈላለዩ ፍፃመታት እናተኸበረ ዝቐነየ መበል 20 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄራት፣…

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘፈር ፀፅታ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ድሕንነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣምባሳደር ዋንግ ሊሲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ግብረ ራዕዲን ካልኦት ዞባዊ ከምኡ እውን…