Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዲጂታ ህዳሰ – ንዘመናዊ ናብራን ህንፀት ኢኮኖሚን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራት ንምምዕባል ኣብ ዝገብርኦ ፃዕሪ ኣገልግሎታት ብፅሬትን ብቕልጣፈን ንዜጋታት ምብፃሕ፣ ዜጋታት ብፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምብቃዕ ምስራሕ ብሓፈሻ ድማ ኢኮኖሚ ብዲጂታል ዘፈር ምድጋፍ ትፅቢት ዝግበር እዩ።
ሃገርና ትግበራ ዲጂታል 2025 ዛዚማ ዲጂታል…
በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር 21 ግዜ መድፍዕ ክትኮስ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ 1 መስከረም 2019 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር 21 ግዜ መድፍዕ ክትኮስ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል።
ብመሰረት እዚ ፅባሕ ወጋሕታ ሰዓት 12 እንትብል 21 ግዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ማእኸል ስራሕቲ ስፖርትን…
ዲጂታል ስግግር ዓንዲ ሉኣላውነትና እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ስግግር ዓንዲ ሉኣላውነትና እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ።
ጳጉሜን 5 “መዓልቲ ፅባሕ” ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ከምኡ እውን…
ኢትዮጵያ ንፅባሓ ሎሚ ትሰርሕ ኣላ!
ፅባሕ ዝውሰን ሎሚ ብእንሰርሖ ስራሕ እዩ! ናይ ፅባሕ ዓወትና ዝሕንፀፅ ብናይ ሎሚ ፃዕርና እዩ። ካብ ትማሊ ሰናይ ተመኩሮታት ብምቕሳም፣ ንሎሚ ብግቡእ ብምግምጋምን ራኢይ ፅባሕ ኣብ ሎሚ ኮይንካ ምህናፅን ፅኑዕ እምነትን መለለይ ባህሪን መንግስትና እዩ።
ሃገር በቆል ፍልጠት ምስ ዘበናዊ ቴክኖሎጂ…
መዓልቲ ፅባሕ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጳጉሜን 5 መዓልቲ ፅባሕ ኣመልኪቶም ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ
መዓልቲ ፅባሕ
ሃገራዊ ስግግር ቴክኖሎጂ
ካብ ወረቐት ናብ ዲጂታል፤ ካብ ተጠቃማይነት ናብ ፈጣራይነት! ካብ ትማሊ ብምምሃርን ብምእራምን ንሎሚ ብዝለዓለ ትግሃት ብምህናፅ ዲጂታል…
ህልውና ሃገር ብሓባር ምሕላው ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህልውና ሃገር ብሓባር ምሕላው ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ።
ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን 4 ጳጉሜን «መዓልቲ ህብር» ኣመልኪቶም ናይ ኪነ-ጥበብ ምሸት ኣካይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኽቡ ሚኒስትር ሰላም…
ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ጀሚራ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ ኢሎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብምኽንያት መበል 24 መዓልቲ ሕብረት ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ…
ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ህንፀት መሰረተ ልምዓት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዑ።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ዙ ዥያይ ኣብ ዓውዲ ህንፀት…
ሚኒስቴር ጥዕና ብምኽንያት መዓልቲ ህብር ናፃ ኣገልግሎት ሕክምናን ምርመራን ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ ዕለት እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ህብር ኣመልኪቱ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምናን ምርመራን ሂቡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብዚ እዋን ከምዝበልኦ፤ 4 ጳጉሜን መዓልቲ ህብር እናኸበርና ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምሕላው…
ህብር፡ ፅባቐን መሰረት ፅንዓትን ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ማዕበል ታሪኽ ውሽጢ ፀኒዓ ክሳብ ሎሚ ዘፅንሐቶ ፅባቐ መንነታን ምስጢር ፅንዓታን ኣብ ብዙሕነታ ዘሎ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት እዩ።
ገፃት ታሪኽ ኢትዮጵያ ንድሕሪት ተመሊስና ክንርእዮም ከለና፣ ኢትዮጵያውያን ሉኣላውነቶምን ናፅነቶምን…